Channel Avatar

Hohoma @UCvnc_jWgIjyOgNTK_wV0xIA@youtube.com

9.1K subscribers - no pronouns :c

Welcome To HOHOMA ENTERTAINMENT


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

Hohoma
Posted 4 months ago

ኩላ ነናታ ሒዛ
ተዘርጊሓ"ላ
https://youtu.be/AdO21zK-CqE?si=uk5AC...

40 - 1

Hohoma
Posted 5 months ago

Stop war

https://youtu.be/8XiyZt0J3GY?si=vW5Xb...

0 - 1

Hohoma
Posted 7 months ago

ኣብ 49 ዓመቶም
ክንደይ ሻዕ ጦርነት ከፊቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ክንደይ ወዲ 20 ኣፅኒቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ንመን ኣኽሲሮም ንመን ኣዐዊቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ንድርቂዶ ንድንቁርና መኪቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ሂወትናዶ ቀይሮም ሂወቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ንሽምዓን ባንዴራን ክንደይ ሽልን በጂቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ረብሐኦምዶ ይዓዝዝ ጉድኣቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ብፀላእትናዶ ተወቒዕና ብፀላእቶም???

ኣብ 49 ዓመቶም
ነቲ ንፁህዶ ንገበነኛ ሓቲቶም???

ኣብ 49 ዓመቶም
ክንደይሻዕ ወዲቆም ክንደይ ሻዕ ኣሚቶም??

ኣብ 49 ዓመቶም
ክንደይ ሻዕ ቃል ኣትዮም ክንደይ ሻዕ ሃዊቲቶም???

ኣብ 49 ዓመቶም
ከም ድሌትናዶ ገበሩ ወይስ ከም ድሌቶም????

ኣብ 49 ዓመቶም
ንሕናዶ ተረቢሕና ንሳቶም???

110 - 14

Hohoma
Posted 8 months ago

ገዲም ስነ-ጥበባዊት ሶፍያ ኣፅብሃ።
ብጣዕሚ እዬ ዝፈትወኪ❤️❤️❤️

62 - 3

Hohoma
Posted 8 months ago

Congratulations ❤️❤️ ርሑስ ጋማ❤️❤️

138 - 0

Hohoma
Posted 1 year ago

ኣሸንዳ ትግራይ 2015 ዓም 👌❤️❤️

231 - 3

Hohoma
Posted 1 year ago

እንቋዕ ኣብፀሐክን ቆልዑ ኣሸንዳ
ሰናይ በዓል❤️❤️🙏🙏

141 - 0

Hohoma
Posted 1 year ago

ኣብ ትግራይ ❤ ሰብ ፀጋ ዕድመ ኮይኖም ዘመን ተሳጋሪ ዝኾኑ ስራሕቲ ዝሰርሑ ከዬንቲ ውሑዳት እንትኮኑ ካብኣቶም ሓደ ኣያና ከያኒ ፅጋቡ ተሻለ እዩ።""ዕምባዎ ስዬ"" ዝብል ሓድሽ ስርሑ ኣብ ቀረባ እዋን ክሰደልና እዩ።
ዕድመን ጥዕናን ተመነኹ ❤️❤️🙏🙏

219 - 7

Hohoma
Posted 1 year ago

መንበረ ሰላማ ትግራይ❤❤🙏🙏

288 - 14