Channel Avatar

Lbona media @UCvET_ZqQq2tQ3F8F8VEeqHg@youtube.com

12K subscribers - no pronouns :c

ሰላም ክቡራት ተኻታተልቲ ስመይ ተስፉ ክንፈ ወዲ ክንፈ እባሃል። ኣብ 2003 ብዓውዲ ስነ ምም


About

ሰላም ክቡራት ተኻታተልቲ ስመይ ተስፉ ክንፈ ወዲ ክንፈ እባሃል። ኣብ 2003 ብዓውዲ ስነ ምምህርና ኣብ ኣስመራ ይኒቨርስቲ ብቀዳማይ ድግሪ ተመርቐ።

ኣብዚ ውሽጢ 20 ዓመታት ዘዋህለልክዎ ፍልጠትን ተመክሮን ንዓኻ/ኺ ከካፍል ኣለኒ ካብ ዝብል ንጹር ዕላማ እየ ነዛ ቻነል ጀምረያ።

ከምቲ ቪሰንት ኖርማን ዝበሎ ንሕና ከምቲ እንደልዮ ዘይኮና ከምቲ እንሓስቦ እና። ስለዚ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ኣተኣታትና ሕጉሳትን ዕውታትን ክንከውን ዝሕጉዙና ቭድዮታት ከዳሉ ምዃነይ ክሕብረኩም እፈቱ።

ሰብኣዊ ዕብየት ክንጓናጸፍ ዝሕጉዙና መሃርቲ ቭድዮታት ንኣብነት ብኸመይ ዕዉታት፡ሕጉሳት ንኸውን፡ውሽጣዊ ሰላም ፡ጽቡቕ ጥዕናን ይህልወና። ብሓፈሻ ከምቲ ንደልዮ ኮይና ብምልኣት ክንነብር ዝሕጉዙና መሃርቲ ቭድዮታት ከዳልወልኩም እየ ንስኺ/ኻ ድማ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሸር፡ኮመንት ብምግባር ብቐረባ ክትካታተሉን ብኽብሪ እዕድም። ንትገብሩለይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ምትብባዕን ካብ ልቢ የመስግን።