Channel Avatar

Master Entertainment @UCo2Ti7zcWT2Mi0cU2hF6Yxg@youtube.com

107K subscribers - no pronouns :c

We are Master Entertainment! We produce, promote and distrib


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

Master Entertainment
Posted 1 month ago

Dear Fans,
I'm thrilled to announce my graduation with a diploma in film making! Your support has been incredible, and I couldn't have done it without you. Please join me in celebrating this joyous moment.
Thank you for sharing this journey with me!
With gratitude,
Hagos weldegebriel SUZININO





ኩቡራት ተዓዘብተይ! ሞራልኩምን ምትብባዕኩምን ብሓጸርቲ ቃላት ክገልጾ እናጸገመኒ፡ ሕጅ’ዉን ነቲ ትገብሩለይ ቀጻሊ ደገፍ ደጋጊመ ከመስግነኩም ይደሊ። እቲ ንኣስታት ሓደ ዓመት ዝወሰደ ናይ ፊልም ምስራሕ ትምርቲ፡ ተዛዚሙ ኣብ ምዕራፉ በጺሑ ኣሎ፡፡ የቐንየለይ !

459 - 28

Master Entertainment
Posted 1 year ago

መጵሓፍ መመረቅታ

ዕለት 12th November 2022
ስዓት 6፡00PM
ቦታ 3500 N. Suite 112 Scottdale GA, 30079


‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!

298 - 7

Master Entertainment
Posted 1 year ago

መጵሓፍ መመረቅታ

ዕለት 5th November 2022
ስዓት 5፡00PM
ቦታ 2146 E. B
Shawley Cafeelt Line Rd. Richardson TX 75081

‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!

166 - 8

Master Entertainment
Posted 1 year ago

መጵሓፍ መመረቅታ

ዕለት 29th October 2022
ስዓት 5፡00PM
ቦታ 3860 Martin Luther King Jr. Way Oakland
MLK Cafe

‘’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!

230 - 12

Master Entertainment
Posted 1 year ago

‘ ’ሮማን’’
ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሱ ጽሑፋት፡ ግጥምታት፡ ሓደስቲ ምስላታት፡ ከምኡ ድማ ናይ ሓሳብ ትንተናታት ዘጠቓለለት
ሓዳስ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ብ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሪኤል/ሱዚኒኖ/ ናብ ኣንበብቲ ክትበጽሕ ሙዃና
ብሓጎስ ነበስረኩም!

265 - 5

Master Entertainment
Posted 2 years ago

ዘሐጉስ ብስራት ነፍቀርቲ ድራማ እንቋዕ ሓጎሰና እናበልና!
ብምኽንያት ዓወት ኮሜዲ ‘’ሓኔታይ’’ ንጽባሕ ቀዳም 3/26/2022 ሰንበት 3/27/2022 ምስ ጸሓፍን ዲይረክተርን ድራማ ዝኾነ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብሬኤል (ሱዚኒኖ) ከምኡ’ዉን ምስ ኣባላት ናይ’ታ ድራማ ዝተገብረ ዝርርብ ናባኹም ክነብሎ ሙዃና ብሓጎስ ንገልጽ at Master Entertainment ።

1.6K - 24

Master Entertainment
Posted 2 years ago

ክቡር ሰላምታና ይብጻሕኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ተከታተልቲ መደብና ።



ተከታታሊት ፊልም እዋን ኣብ master entertainment ክትቀርብ ድሕሪ ምጽናሕ ፡ ናይ መወድኣታ ክፋል ንቀዳም 10/23/2021 ክንፍንወልኩም ምኳንካ ብትሕትና ንሕብር ። ደጊምና ደጋጊምና ሰላምን ፍቅርን ንኩላትና።


ፊልም እዋን ኣብ ማስተር ኢንተርተይመንት::

1.8K - 18

Master Entertainment
Posted 2 years ago

ዘሕጉስ ብስራት!
ብምኽንያት መስቀል ማስተር ኢንተርተይመንት ፍልይ ዝበለ ባህላዊ ትልሂትን ጸወታታትን ኣዳልያ ጀባእ ትብለኩም። ነዚ ንምድላዉ ብብዙሕ ጻዕሪ ንዝሓለፉ ተላሃይትን ኣዳለዉቲ ናይ’ዚ መደብን ድማ ሞራልኩም ክትልግስሎም ንላቦ። የቐንየልና!!

611 - 6

Master Entertainment
Posted 2 years ago

ክቡር ሰላምታና ይብጻሕኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ተከታተልቲ መደብና ።
እንቋዕ ናብ በዓለ ቅዱስ የውሃንስ ብሰላም ኣብጽሓና እንዳበልና ፡ master entertainment , ናይ ፍቅሪ ናይ ደስታ ናይ ምትእክካብን ናይ ሓጎሰን ራሕሲ ዝሓዘለ በዓል ክገብረልኩም ሰናይ ምንዮትና ንገልጽ ።

ተከታታሊት ፊልም እዋን ን12 ክፋላት ብተከታታሊ ኣብ master entertainment ክትቀርብ ድሕሪ ምጽናሕ ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ብዘጋጠመና ጸገማት ካብ መስርሕ ፈነወ ታኣልያ ብምጽንሓ ልባዊ ይቅሬታ እንዳሓተትና ካብዚ ሰሙን ኣትሕዚና ተሪፉ ንዘሎ ክፋላት ብተከታታሊ ክንፍንወልኩም ምኳንካ ብትሕትና ንሕብር ።
ደጊምና ደጋጊምና ርሑስ ቅንያት በዓለ የውሃንስ ክኮነልኩም ንምነ ።



ፊልም እዋን ኣብ ማስተር ኢንተርተይመንት

1.5K - 29

Master Entertainment
Posted 3 years ago

ሰላም ዝከበርኩም ተዓዘብትና ።
መጀመርታ ስለቲ ናይ ወትሩ ንጡፍ ተሳትፎኩም ምስጋና ከነቀድም ። ፊልም እዋን ኣብ ደረጃ ናይ ምዝዛም መድረክ በጺሓ ትርከብ ።
ፊልም "እዋን" ሒዛቶ ዝቀረበት ኩርናዕ ጠመተ ሓደ ንኡስ ጨንፈር ናይዚ ዘለናዮ እዋን ዳኣ እምበር ፡ ንዘለናዮ ሃላዋት ብሽፍኑ ዝገልጽ ዘይምኳኑ ክበርህ ይግቦኦ ።
ምሉእ ብሙሉእ ውን ኣብ ፈጠራውነት ዝተነድቀ ጥበባዊ ዕዮ ምኳኑ እንዳገለጽና ፡ ኣብ ሓፈሻዊ ቅርጺ ፊልም እዋን …
ካብ ድርሰት ጀሚርካ ኣልያ ፡ ምከና ፡ ካሜራ ፡ ኣርትዖት ፡ ሙዚቃ ብዓቡኡ ከኣ ንጠባያት ዛ ፊልም ንዘቆሙ ተዋሳእቲ ዝከውን ሪኢቶ ወይ ውን ዘይበርሀ ሕቶ ምስ ዝህሉ ኣብ ቦታ comment ክትገድፉልና ሞ ፡ ትብሉና ከነአንግድ ድልዋት ኣለና ።

2.4K - 108