Channel Avatar

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE @UCma_fLRXCwaBMOhDdgFe69g@youtube.com

23K subscribers - no pronouns :c

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣብ UAE (ሕቡራት ኢማራት ዓረብ)

Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

"ኢያድለወ ክርስቶስ ለሥጋ አባሉ፡ ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ፡ ሞታ ለማርያም ይዓፅብ ለኵሉ"
✝️ ቅዱስ ያሬድ ማኅሌታይ✝️

25 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

💖✝️✝️ብልጽቲ ህያብ✝️✝️💖
ካበይ ኮነለይ እዚ ሰናይ ዕድል
ንዓኺ ድንግል ክህበኒ ልዑል
ብፍቕርኺ'የ በጺሐ ኣብ ሓሳበይ
ምስጋና ኣሎኒ ድንግል ማርያም ኣደይ

18 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

💖✝️✝️✝️💖
New Eritrean Orthodox Sne-xhuf 2022

11 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

❤️⛪⛪⛪❤️

ድንግል ፈጣሪኣ ወሊዳቶ
በጭርቅቲ ጌራ ጠቐሊላቶ
የለን'ዩ'ሞ ስፍራ፣ ነጋይሽ መዕረፊ
ኣብ መብልዕማል ደቀሰ፣ ኣብ መሕደሪ ከብቲ(2)

10 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

ስብሃት ለእግዚአብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር ስምረቱ ለሰብዕ 💖✝️✝️✝️💖

9 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 2 years ago

✝✝✝ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልና ✝✝✝
በረኸትን ኣማላድነትን ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኩልና ይኹን!!!

7 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 3 years ago

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ስነጽሑፍ - መዓስ ኮን'የ?
💕💖

9 - 0

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Posted 3 years ago

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ስነጽሑፍ - ለካስ ይናፈቕ'ዩ!!!
💕💖😍

13 - 0