Channel Avatar

Buruk TV @UCm8UHSzk1UHYYFEevPttUZQ@youtube.com

182K subscribers - no pronouns :c

Buruk TV is an Eritrean entertainment Channel. We present to


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

Buruk TV
Posted 9 months ago

2.5K - 18

Buruk TV
Posted 9 months ago

2.6K - 15

Buruk TV
Posted 10 months ago

ኺኖ ደረት ካልኣይ ሲዝን 1ይ ክፋል ሎሚ ጀሚራ ኣላ።

1.5K - 6

Buruk TV
Posted 10 months ago

ኢኮ ብማቱሳላ መብራህቱ ዝተዳለወት ተኸታታሊት ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ብሩኽ ቲቪ ክትቀርብ ኢያ።

1K - 2

Buruk TV
Posted 10 months ago

1.9K - 7

Buruk TV
Posted 10 months ago

(ሓዲገላ) ሓዳስ ደርፊ ብመርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ ትመጸኩም ኣላ።

1.9K - 20

Buruk TV
Posted 10 months ago

ኪኖ ደረት ካልእይ ወቕቲ ክሳብ መወዳእታ ክትቅጽል እያ። ብቴክኒካዊ ጸገማት ንንውሕ ዝበለ ግዜ ተቛሪጻ ምጽንሓ ንኩልኹም ተኸታተልትና ይቕሬታ ንሓትት። ነቶም ብሕጂ ትከታተልዋ ወይውን ዝረሳዕኩማ መዘኻኸሪ ነተን ዝሓለፋ ክፋላት ኣብ ሓሙሽተ (5) ክፋላት ኣጠቓሊልና ከነቕርበን ኢና።

1.6K - 23

Buruk TV
Posted 11 months ago

ብሩኽ ቲቪ ርሑስ ቅንያት በዓል ቅዱስ ዮሃንስን መስቀልን ትምንየልኩም። ብምኽንያት ቅንያት በዓላት ብ ሂኖክ (ዋሪን) ሊድያ በረኸተን ዝተኣልየ ፍሉይ መደብ ኣዳሊና ኣለና።

1.5K - 6

Buruk TV
Posted 1 year ago

(ኣመረድዮ) ብልጽቲ ኮመዲ ብ ዳዊት እዮብ ኣብ ብሩኽ ቲቪ ተጸበይዋ።

1.4K - 13

Buruk TV
Posted 1 year ago

ተዋስኣይ ኣብርሃም ተኽለኣብ ንመኽሊት ክሳብ መወዳእታ ከብጽሓ ዕድል ስለዘይረኸብ ንዑኡ ተኪኡ ዮናስ መንግስተኣብ ክሳብ መዛዘሚ ከብጽሓ እዩ። ኣብ መንጎ ብተምስጦ ክትከታተላ ዝጸናሕካ ፊልም ዝኾነ ለውጢ ናይ ተዋሳእቲ ክግበር ስምዒታት ዝሃሲ ምዃኑ ርዱእ እዩ። ኣፍረይቲ ግን ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ዝኾነ ብድሆታት ከጋጥሞም ከሎ ከምዚ ለውጥታት ጌሮም ስርሖም ኣብ መዛዘሚ ከብጽሑ ይግደዱ እዮም። ምስእናይ ይቕረትኡ ብሩኽ ቲቪ ምስ መኽሊት ክሳብ መወዳእታ ክትጸንሑ እንዳ ዓደመ፡ ንሎሚ መበል 14 ክፋል ኣብ ሰዓታ ክትቀርብ እያ።

2.9K - 140