በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
እዚ ቻነል ንናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ሕግን ስርዓትን ዝሓለወ ኢዩ። ኣብዚ ቻነል ከኣ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ስራሓት ይቀርብ። ከምኣብነት ሓዱሽ መዝሙር፡ ስብከት፡ ንባብ መንፈሳዊ መጽሓፍትን፡ ስነ-ጽሑፍን ዛንታትትን ነቕርብ።
ናይዚ ቻነል ተኸታተልቲ ንምኳን ከኣ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ። ንዝያዳ ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ። በዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ኢ-ሜል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
facheshow102@gmail.com