ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታታሊ ስገም ትግ ፊልምስ /Sgem Plus / እዚ ቻናል ዝተፈላለዩ ሃገረሰባዊን ናይ ከተማን ትሕዝቶ ዘለዎም ፊልምታትን ናይ ፊልሚ ኣሰራርሓ/film making / ቪድዮታትን ዝቐርበሉ ቻናል እዩ።
(ማዕተበይ፣ወንጭፍ፣ሉጓም፣ዓዲ መንበረን ካልኦትን ካብ ስራሕትና እዮም።)
/like/፣ሼር /share /፣ኮሜንት /comment / ሳብስክራይብ /subscribe /ብምግባርን ቤተሰብ ስገም ትግ ፊልምስ /Sgem plus / ይኹኑ።
ንዕብየት ትግርኛ ፊልሚ
ስገም ሓደ ስጉሚ !!