in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c
Happy New Year! 🎉
Wishing all my friends a joyful, prosperous, and healthy New Year! May 2025 bring you endless opportunities, happiness, and success. Thank you for your continued support and for being part of my journey. Let’s make this year incredible together!
36 - 0
Thank you, Lord, for the blessings you've bestowed on our lives. I'm eternally grateful to you, my queen, for giving me this sweetheart. 🙏❤️
229 - 24
ስለ ኩሉ ድጋፍኩምን ምትብባዕኩምን ክብረት ይሃበለይ ደቂ ዓበይቲ!
I find myself at a loss for words that can fully express my gratitude and joy. Each of you has played a crucial role in this journey; for that, I am eternally thankful.
I promise to keep striving for excellence and bringing you content that enlightens, entertains, and excites.
Subscribe Now
youtube.com/c/EriYoungInvestor
160 - 11
ሰላምኩም ይብዛሕ ኩቡራት ተኸታተልቲ Eri Investing!
ንጽባሕ ሰንበት ዕላል ምስ ጸሓፍን መስራትን ANNA INT'L TRAINING CENTER ዝኾነ ኣኽሊሉ ተካሊ ክህልወና ስለዝኾነ ኩላትኩም ክትሓብሩና ብኽብሪ ይዕድም።
ሰዓት
8፡00pm Berlin Time
12:00pm Vancouver Time
1:00pm Calgary time
3:00 pm Toronto time
ብሰላም ምጹ!
www.eriinvesting.com
Live on Eri Investing Youtube
youtube.com/@EriInvesting?si=Yz-9F-XLPHER-f8s
130 - 0
www.tiktok.com/@maekeleabrhamm?_t=8jho4oe8d5p&_r=1
ሰላም ናይ YT መሓዙተይ እዚ ከባቢ 2160 ሰባት ሰዓብቲ ዘለዋ Tiktok ኣካውንት ብስመይ ተኸፊታ ዘላ ናተይ ከምዘይኮነት ክሕብር ይፈቱ። ንዓይ መሲሉ ንብዙሓት ሰባት ይጽሕፈሎም ኣሎ እሞ ፕሊስ ሓጉዝኒ ኣብታ ኣካውንት ከድክኡም ሪፖርት ብምግባር ንኽንዓጽዋ ኢደይ ኢድካ ንበል። ንምትሕብባርኩም የመስግን🙏
53 - 3
እቶም ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ክትነጥፉን ኣፍረይትን ክትኮኑን እትደልዩ ሰባት ጽባሕ ሰሉስ ሰዓት 9፡00pm ድ.ቀ. ብኣቃጻጽራ ኤረትራ ላይፍ (Live) ኣብ YouTube
#eriinvesting ናይ ሕቶን መልስ መደብ ክህልወና ስለዝኾነ ኩላትኩም ዕዱማት ኢኹም ሕበሩና
76 - 0
ብዛዕባ ብ online ዝስርሑ ከም Fiverr, affiliate marketing.......
ክትፈልጡ ትደልዩ ሰባት ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ዩቱዩብ ፈትሽዋ።
https://youtu.be/VjXqwAyxj0k
29 - 0
2ይ ቆሮ 9 _። ¹⁵ :
ስለቲ ዘይንገር ውህበት ንኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።
Happy Birthday to me! 🙏🙏🙏
ኩሉ ሰብ ናብዛ ዓለም ክመጽእ ከሎ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን። ኣምላኽ ነቶም ክለተ ቀዳሞት መምሃራነይን ወለደይን ኣራኺቡ ክፈጥረኒ ከሎ ወላ'ካ ብዘይ ድላየይ እካ እንተመጻኹ ንሱ ግን ሓርዩን ውህብቶ ( ህያብ) ሂቡን እዩ ኣምጺኡኒ'ሞ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን።
በዚ ኣጋጣሚ ሰብኣይ ንክኸውንን ተውህቦይ ንኽፈልጥን ኣብ ህይወተይ ዝሓገዝኩምኒ ካብ ክብርቲ ብዓልቲ-ቤተይን ስድራ-ቤተይን ጀሚርካ፡ መተዓብይተይ፡ መሓዙተይ፡ ናይ ኣካዳሚ መምህራነይ፡ ናይ መንፈሳዊ ወምህራነይ፡ ኣማኸርተይ፡ መሳርሕተይ፡ መራሕተይን ኣሰልጠንተይን....... የቐንየለይ ምስጋናይ ይብጻሕኩም።
ብፍላይ ድማ ናይ መራኸቢ ብዙሓን ሰዓብተይን ተኸታተልተይን፡ በቲ ትህቡኒ ምትብባዕን ሃናጺ ርኢቶኹምን ኣብ ህይወተይ ተመሃራይን መምህርን ንክኸውን ዓቢ ግደን ኣስተዋጽኦን ገርኩምለይልን ትገብሩለይን ኣለኹም እሞ፡
ኣነ ኸኣ በታ ንእሽተይን ዝኽእላ ዓቕመይን ንዓኹም ንምሕጋዝን ምሕጋስን ዕላማይን ድሌተይን ሰለዝኾነ ካብ ምትግባሩ ድሕር ከምዘይብል ከረጋገጸልኩም እፈቱ። ኣኽቢርኩምኒ ኢኹም'ሞ ክብረት ይሃብኩም ፈጣሪ።
እምበኣር ነዛ ዝተወለድኩላ ክብርቲ ዕለት ንምጽንባል፡ ንቀዳም 08/04/2023 live ሰዓት ⏰️
7:00 pm Berlin Time
10:00 am Vancouver time
1:00 pm Toronto time
8:00pm Israel time
ናጻ ናይ ፋይናንስን ወፍሪ ኣብ ስቶክ ማርኬትን ትምህቲ ኣዳሊና ስለዘለና ኩልኻትኩም ዕዱማት ኢኹም።
👇ክትሳተፉ እትደልዪ ኣብዛ ግሩፕ ሕበሩና የቐንየለይ።
chat.whatsapp.com/ERqPlLgj5mT2wDLnighIwp
ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
ማእከል ኣብርሃም
2 ሚያዝያ 2023
315 - 24
The #1 Eritrean Channel for Entrepreneurs
ኣነቓቓሕቲ ትምህርቲ ውልቃዊ ዕቤት፡ ፋይናንሳዊ ፍልጠት: ቢዝነስን
እንካዕ ብደሓን መጻእኩም ናብዛ ናይ ለውጥን ዕቤትን (entrepreneur ) ዝኾነት ገዛና። ዕላማ እዛ channel ለውጥን ንቕሓትን ማሕበረ-ሰብና ኣብ ፋይናንሳውን፡ ወልቃዊ ዕብየት ንምብራኽ እዩ። ገለ ካብቲ ነቕርቦም ኣርእስታት ንቕሓት ገንዘብ፡ ወፍሪ ኣብ እስቶክ ፡ ቢትኮይን....
Investing is a tool that everyone should be taking advantage of.
makeleerinvesting@gmail.com
'''''''''Disclaimer/ መጠንቀቕታ፣''''''''''
ኩሉ ኣብዛ Channel ዘቕርቦ መደብ ዕላምኡ ንሓበሬታን መምሃርን አንብር ውልቃዊ ፋይናንሳዊ ምኽሪ ኣይኮነን። ቕድሚ ዝኾነ ውሳነ ምውሳድኩም ወይ ገንዘብኩም ምውርኩም ናይ ገዛአ ርአስኻ መጽናዕቲን ከምኡ'ውን ካብ ፍቓድ ዘለዎ ኣካላት ከም ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ክትውከሱ የተሓሳስብ.
This content is for educational and entertainment purposes only. it is a general source of information only. It is not intended to provide personalized tax, legal, or investment advice. Please speak to your personal experts (lawyer, accountant, financial planner, investment advisor, or insurance advisor) regarding specific strategies and recommendations.
Thank you for watching''