Channel Avatar

Alaje Media @UCdrAh945KX1_4B6HspAqBTQ@youtube.com

27K subscribers - no pronouns :c

Alaje Media is the media of politics, Economic and social a


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

Alaje Media
Posted 3 months ago

"መዓልቲ ውልደተይ ኣመልኪትኹም ሰናይ ትምኒት ዝገለፅኹም ኹልኹም ኽብረት ይሃበለይ"
ልደትኹም ንዑ ኣብ ግራት ኣኽብሩ😍

ሰናይ ትምኒትኹም ድማ ናብ ማዕፂድ ተዝቕየር ዝበለፀ'ዩ ዝኸውንዋ ማዕፂድ ሓግዙኒ🙏

195 - 7

Alaje Media
Posted 6 months ago

Against all odds...💛

296 - 6

Alaje Media
Posted 7 months ago

ኢሮብ- 'ዳ ሞሳ💛

363 - 9

Alaje Media
Posted 7 months ago

እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንበዓል ሓወርያ!😍
ኣላማጣ-ትግራይ!

337 - 9

Alaje Media
Posted 7 months ago

ቕንያት ምስ ማሕበረሰብ ኩናማ💛

"ወፍሪ ማሕረስ ብትራክተር"

100 ሄክታር ን134 ሓረስቶት ማሕበረሰብ ኩናማ መርየቶም ብትራክተር ንክሕረሰሎም ኸይዲ ጅማሮ ተገይሩ 'ሎ!

ኣብ ሸራሮ ምስ ማሕበረሰብ ኩናማ ዝነበረኒ ፃንሒት ፤ ኣዝዩ ፅዑቕ ጠመተን ትኹረትን ዘድልዮም ፤ ክሳዕ ሕዚ ብፍላይ 2 ጣብያ ናይ ማሕበረሰብ ኩናማ ኣብ ከቢድን ውሑስ ዘይኮነን ኩነታት ይርከቡ ፤ ማሕበረሰብ ኩናማ ብመጭወይትን ብመስዋእትን ኢሉ ውን ብኻልእ ተደራራቢ ፀገም ቑፅሩ ኣብ መስግኢ ኩነታት ይርከብ ፤ ነዙይ ኣብ ሓደጋ ዘሎ ማሕበረሰብ ክበዝሕን ክነብርን ግደ ኹላትና'ዩ ።

መሬት ማሕበረሰብ ኩናማ ብውሱን መርኣያ ክኸውን ብ "ማሕበር ደቂ ሓላል መርየት" 100 ሄክታር ድኣ ይተሓረሰሎም እንበር ብጠቕላላ ተሓራሳይ መርየቶም 2,150 ሄክታር ምኳኑ ኣብ ግምት ብምእታው ብማሕረስ ፣ ብዘርኢ ፣ ብማዳበርያን ኻልኦት ዘድልዮም እታወታትን ድጋፍ ክትገብርሎም ክሕብር ይፎቱ።

መሬት ትግራይ ፆሙ ከይሓድር...

267 - 5

Alaje Media
Posted 8 months ago

ዓሳ-ሓሸንገ ኣብ ኮረም!

ኣበርገለን ካልኦትን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ግድባትን ሩባታትን ብዘመናዊ መልክዑ ዓሳ ምፍራይ ተዝክኣልስ ጥምየት ኣበርገለን መሓዙታትን ዶ ምበርከተ!
ሃፍቲ ዓድኻ ምፍላጥ ጥራሕ ካብ ጥምየት ኣየድሕንን ፣ ንጠቐመሉ!

206 - 4

Alaje Media
Posted 9 months ago

ሆሳዕና ምስ ኣዴታት ትግራይ!🌿
እንኳዕ ኣብፅሐኩም !

233 - 0

Alaje Media
Posted 10 months ago

ሰንበት |ዓዲ መናብር |😍

253 - 3

Alaje Media
Posted 11 months ago

ስድራን መርየትን!

ኣብ ሓደ ስድራ ኹልግዜ ተወሳኺ ሰብ ኣሎ ፤ ኣብ መርየቶም ግን ተወሳኺ መርየት የለን ። ስለዚ ነቲ ኣብ ስድራ ዝውሰኽ ሰብ ብህይወት ንምቕፃል መሬት ምውሳኽ ዘይኮነስ (መንኸ ክህበናዋ😁) ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ዝሕረስ ዝነበረ መሬት ፤ ኣብ ዓመት 3 ግዜ ዝሕረሰሉን ዓርስና ብምግቢ ንኽእለሉን ሜላ ክበራኸት ኣለዎ።
ነዙይ ድማ ወሓዝቲ ሩባታትን ማይ ከርሰመርየትን ብምጥቃም ተግባራዊ ንግበሮ!

ሰንበትን ውቅብቲ ኣደ ትግራይን😍

294 - 12

Alaje Media
Posted 11 months ago

ትግራይ | ዛና 😍🌾

215 - 5