in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c
መሰረታዊ ትንታነ(Fundamental Analysis) ንውሳነታት ንግዲ ፎርክስ ብኸመይ ይጸልዎ? ነጋዶ ንጽምዲ ባጤራ ክትንትኑ ከለዉ ብተለምዶ እንታይ ቁልፊ ቁጠባዊ መርኣይታትን ፍጻሜታትን ኣብ ግምት የእትዉ? ንዝያዳ ትምህርቲ ሓዘል ቪድዮታት ኣብዚ ሊንክ ብምእታው ቤተሰብ ናይ ቻነልና ኩኑ: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
1 - 0
ቴክኒካዊ ትንተና ኣብ ንግዲ ፎርክስ እንታይ ተራ ይጻወት? ነጋዶ ኣብ ንግዲ ፎርኤክስ ብግቡእ ዝተጸንዐ ውሳነታት ንምውሳን ዝጥቀሙሎም ልሙዳት መርኣይታትን ቅዲታትን ከመይ ዝበሉ እዮም? ንዝያዳ ትምህርቲ ሓዘል ቪድዮታት ኣብዚ ሊንክ ብምእታው ቤተሰብ ናይ ቻነልና ኩኑ: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
4 - 0
ዕዉት ንግዲ ፎርክስ ንምውጣን ዝሕግዙ ወሰንቲ ስጉምትታት እንታይ እዮም?ሓደ ሰብ ኣብቲ ዘይርጉእ ዕዳጋ ፎርክስ ሓደጋ ብኸመይ ብኣድማዒ መንገዲ ከማሓድር ይኽእል? ንዝያዳ ትምህርቲ ሓዘል ቪድዮታት ኣብዚ ሊንክ ብምእታው ቤተሰብ ናይ ቻነልና ኩኑ: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
3 - 0
ንምንታይ እዩ ወፍሪ ንፋይናንሳዊ ዕብየት ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ሓደ ሰብ ወፍሪ ክጅምር ከሎ ኣብ ግምት ከእዎም ዘለዎ ቁልፊ ረቛሒታት እንታይ እዮም?" ንዝያዳ ትምህርቲ ሓዘል ቪድዮታት ኣብዚ ሊንክ ብምእታው ቤተሰብ ናይ ቻነልና ኩኑ: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
4 - 2
ውልቃዊ ፋይናንስ(Personal Finance) ማለት ምሕደራ ፋይናንሳዊ ንጥፈታት ሓደ ውልቀሰብ ወይ ስድራቤት ዘመልክት ኮይኑ፡ ባጀት ምውጻእ፡ ምውህላል፡ ወፍሪ ምግባር፡ ልቓሕ ምልቃሕ፡ ከምኡ’ውን ንጡረታ ወይ ካልእ ናይ ነዊሕ ግዜ ዕላማታት ምውጣን የጠቓልል። ፋይናንሳዊ ርግኣት ንምጉንጻፍን ናይ ሓጺርን ነዊሕን ግዜ ፋይናንሳዊ ዕላማታት ንምምላእን ብዛዕባ ኣታዊታትካ፡ ወጻኢታትካን ምምሕዳር ገንዘብካን ብመጽናዕቲ ዝተሰነየ ውሳነታት ምውሳድ የጠቓልል። ብጥበብ ወፍሪ ምግባርን ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ጉዳያት ብቐጻሊ ንነብስኻ ምምሃርን ውን የካትት። ብዛዕባ ፋይናንስ ፍልጠትካ ንምብራኽ ኣብዛ ሊንክ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ግበር: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
2 - 0
ኣብ ፎረክስ ብዛእባ ተጻምዶ ባጤራ ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ? ከነብርሆ። ኣብ ናይ ፎርኤክስ ዓለም፡ ምጽምባር ባጤራ: ክልተ ኣንጻር ነንሕድሕዶም ዝሽየጡ ዘለዉ ባጤራታት እዩ ዘመልክት። ነፍሲ ወከፍ ጽምዲ base and qoute currency ዝሓዘ እዩ። እቲ base ባጤራ፡ ወይ ከኣ ቀዳማይ መጻምዲ፡ ክትገዝኦ ወይ ክትሸጦ እትደሊ ክኸውን ከሎ፡ እቲ qoute፡ ወይ ከኣ ካልኣይ መጻምዲ ከኣ ፡ እቲ ትራንዛክሽን ንምግባር እትጥቀመሉ ባጤራ እዩ። ንኣብነት EUR/USD ንርአ:ኣብዚ፡ ዩሮ እቲ base currency ክኸውን ከሎ USD ከኣ እቲ quote currency እዩ። ሬት ሓደ ነጥቢ ክልተ እንተኾይኑ፡ ሓደ ዩሮ ንምግዛእ ሓደ ነጥቢ ክልተ ዶላር ኣመሪካ የድልየካ ማለት እዩ። ስለዚ፡ ተጻምዶ ባጤራ እምነ ኩርናዕ ፎረክስ ኮይኑ፡ ኣህጉራዊ ንግድን ወፍርን ንምስልሳል የኽእል። ኩሉ ብዛዕባ base and quote currency ምካኑ ምዝካር የድሊ። ንተወሳኪ ቪድዮታት ብዛዕባ ፎርክስ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ሳብስክራይብ ግበሩ: youtube.com/@sgsmedias?sub_confirmation=1
2 - 0
ብዛዕባ እቲ ዝዓበየ ፋይናንሳዊ ዕዳጋ ዓለምና ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ? ፎርክስ'ዩ፡ ሓጺር ትርጉም ከኣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ እዩ። መዓልታዊ ትሪልዮናት ዶላራት ናይ ሸርፊ ምቅይያራት ይካየደሉ። ካብ ብዙሓት ሃገራት ዝቖማ ኮርፖሬሽናት፡ ክሳብ ባጤራ ዝለዋወጡ ተጓዓዝቲ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ምንቅስቓስ ዋጋታት ገሚቶም ዝነግዱ ነጋዶን ይሳተፍዎ። ጽቡቐ ነገር ናይ ፎረክስ? 24/5 ክፉት እዩ። ስለዚ፡ ኣበይ ኣለኻ ብዘየገድስ፡ ዕዳጋ አብዚ ዝተጠቅሰ ግዜ ክፉት ኣሎ። ኣብ ፍሉይ ስብስብ ኩባንያታት ጥራይ ዝተሓጽረ አይኮነን። ፎርኤክስ ምስ ዓቢ ዕድል ሓደጋ ውን ሒዙ ከም ዝይመጽእ ግን ዘክር። ስለዚ፡ ንነብስኻ ፍልጠት ኣዕጥቃ። ንዋጋታት ባጤራ ዝጸልዉ ረቛሒታት ፡ከም ቁጠባዊ መርኣይታት፡ ጂኦፖለቲካዊ ፍጻመታት፡ ከምኡ’ውን ምንቅስቃስ ዕዳጋ ምርዳእ ።ኣይ ትገረም? ንግዲ ፎርክስ ኣዕሚቕካ ፍሓሮ። ፍልጠት ሓይሊ እዩ፡ ምስ ሓይሊ ድማ መኽሰብ ይመጽእ። ንዝያዳ ርድኢት ኣብ ፋይናንስን ንግድን ሳብስክራይብ ግበር፡ ብተወሳኺ ድማ ነዚ ሃሳብ ብዕምቆት ንምርዳእ ኣብዚ ሊንክ ጠውቕ: https://www.youtube.com/watch?v=KTSPZ...
1 - 0
What's your biggest money mistake? Check out this video and start avoiding these MONEY mistakes you are making - https://www.youtube.com/watch?v=uvTJY...
2 - 0
Out of the following 3 investments, which ones do you believe are the most important to consider making before you turn 30? Check out these three and more here - https://www.youtube.com/watch?v=iRM5Z...
2 - 0
Are you following these ten money management tips? Check them out here - https://www.youtube.com/watch?v=DGVzF...
2 - 0
SGS media channel is a channel dedicated to motivate and inspire people by sharing all the good in the world that could contribute in everyone's life. SGS Media shares and spreads positivity, happiness, creativity, joy and courage. SGS Media encourages personal development by promoting knowledge and entertainment based videos. At SGS Media we are not teaching people but we are sharing the good with people!
SGS Media is dedicated to improve people's life by uploading valuable videos in a weekly basis.
Lets share the good and shine together!