Channel Avatar

RUFTA TV @UCN0hXHE8JZyg8ZCBgAw8OsA@youtube.com

144K subscribers - no pronouns :c

RUFTA TV is an Eritrean YouTube channel which produces ente


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

RUFTA TV
Posted 3 months ago

እንቋዕ ናብ በዓለ ሆሳእና ኣብጸሓና: ርሑስ በዓል ንኩላትኩም ተከታተትልናን: ደገፈትናን: ፈተውትናን ክኮነልኩም ንምነ።

300 - 0

RUFTA TV
Posted 4 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ክቡራት ተኸታተልቲ ‪@RUFTATV‬ ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ከምቲ ወትሩ ይምህርን የዘናግዕን'ዩ ኢልና ነቕርቦ መደባት:ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሕጓስ "ሃረርታ" ዘርእስታ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ተኸታታሊት ፊልም በቶም ብሉጻትን ፍቱዋትን ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት: ኣብ ያታና ቲቪ ክትፍኖ ድሕሪ ምጽንሓ :ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ‪@RUFTATV‬ ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥

ደራስን ኣላይን: ዳኒኤል ኣብረሀ(D2)
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

422 - 7

RUFTA TV
Posted 4 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ክቡራት ተኸታተልቲ‪@RUFTATV‬ ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ከምቲ ወትሩ ይምህርን የዘናግዕን'ዩ ኢልና ነቕርቦ መደባት:ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሕጓስ "ሃረርታ" ዘርእስታ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ተኸታታሊት ፊልም በቶም ብሉጻትን ፍቱዋትን ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት: ኣብ ያታና ቲቪ ክትፍኖ ድሕሪ ምጽንሓ :ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ‪@RUFTATV‬ ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥

ደራስን ኣላይን: ዳኒኤል ኣብረሀ(D2)
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

240 - 2

RUFTA TV
Posted 5 months ago

ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

56 - 1

RUFTA TV
Posted 7 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ክቡራት ተኸታተልቲ ‪@RUFTATV‬ ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ከምቲ ወትሩ ይምህርን የዘናግዕን'ዩ ኢልና ነቕርቦ መደባት:ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሕጓስ "ሕልኮ ልብታት" ዘርእስታ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ሓዳስ ተኸታታሊት ፊልም በቶም ብሉጻትን ፍቱዋትን ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት ኣብ ቀረባ እዋን ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥

ደራሲ፥ ኤምዚ ሄቨን
ኣላዪ: ማዕበል ዖቕባስላሴ
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

517 - 5

RUFTA TV
Posted 7 months ago

ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኩላትኩም ተከታተልትናን፣ ደገፍትናን።

242 - 6

RUFTA TV
Posted 8 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ኩቡራት ተኸታተልቲ ‪@RUFTATV‬ ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ከምቲ ወትሩ ይምህርን የዘናግዕን'ዩ ኢልና ነቕርቦ መደባት፡፥ ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሕጓስ ስለ መን ዘርእስታ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ሓዳስ ተኸታታሊት ፊልም በቶም ብሉጻት ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት ኣብ ቀረባ እዋን ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ካባኹም ንደልዮ ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ጥራሕ እዩ'ሞ ከም ቀደምኩም ኣለና በሉና፥፥

ደራስን ኣላይን፥ ሸምስ ተስፋስላሴ
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

527 - 7

RUFTA TV
Posted 10 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ኩቡራት ተኸታተልቲ ‪@RUFTATV‬ ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ከምቲ ወትሩ ይምህርን የዘናግዕን'ዩ ኢልና ነቕርቦ መደባት፡፥ ሕጂ ውን ንዓኹም ንምሕጓስ ኢ'ሞሳዊ ዘርእስታ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ሓዳስ ተኸታታሊት ፊልም በቶም ብሉጻት ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት ኣብ ቀረባ እዋን ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥

ደራሲ፥ ኤቨን ሓማስየን
ኣላዪ: ኣማኑኤል ሃይለ
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

659 - 6

RUFTA TV
Posted 11 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ኩቡራት ተኸታተልቲ ‪@RUFTATV‬ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ ''መርዚ'' ዘርእስታ ሓጻርን ምቅርትን ኮሜዲ እንዳ ኣዛናግዔት እትምህር በቶም ብሉጻት ስነጥበባውያን ሃገርና ዝተሰርሐት ኣብ ቀረባ እዋን ናባኹም ናብ ተዓዘብትና ከም ነብላ ብሓጎስ ነበስር፥፥ ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥

ደራስን ኣላይን፥ ፍስሃየ ግርማይ
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : ‪@RUFTATV‬

505 - 5

RUFTA TV
Posted 11 months ago

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ኩቡራት ተኸታተልቲ @RUFTATV ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና፥ ነዚ ውልዶ ስነጥበባዊ ማዕርግ ሃይሽ ሓዳሽ ናይ (ፍግራ ) ደርፊ ሒዝልና መጺዩ ኣሎ እሞ ፡ሞራል ክትህብዎን ክተታባብዕዎን ብትሕትና ናሓትት ፥፥ከም ወትሩ ደገፍኩምን፥ ሞራልኩምን ሃናጺ ርእይቶኹምን ኣይፈለየና፥፥📢📢📢

https://youtu.be/t8l124TQpic

ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now : @RUFTATV

309 - 3