ሰላም ኩቡራት የሕዋትን ኣሓትን
Well come to Teame Media.
Teame Media ዝተፈላለየ ማሃርን ኣዘናጋዒን መደባት እተቅርብ ቻነል ኢያ።
መደብ ስፖርትን motivational ቪድዮ ውን ኣካል ናይዛ ቻነል ኢዩ።
ሳብስክራይብ ብምግባር ተሳተፍቲ ናይዛ ቻነል ክትኮኑ እንዳዓደምና ብድሓን ምጹና ንብል።
ከሙኡ ውን ንቅሓት መንእሰያትና ንምብራኽን ናይ ምልዛብ ባህሪ ንምጥራይን ወትሩ ሰንበት ሰዓት 7፥00 ናይ ምሸት ዕላል መዛኑ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ብቀጥታ መደብ ኣለናሞ ተሳተፍቲ ኩኑ።