Channel Avatar

Chanel Fish Wedi @UCEq5Cg3hGhWObEMQ7iOLCPQ@youtube.com

17K subscribers - no pronouns :c

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ክቡራት የሕዋተይ። ኣብዚ ዘለናዮ ቅልጡፍ ንሓድሕድካ


About

ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ክቡራት የሕዋተይ። ኣብዚ ዘለናዮ ቅልጡፍ ንሓድሕድካ ሓበሬታ ምትሕልላፍ ዘመነ ቴክኖሎጂ ፡ ኣነ ውን ብግደይ እተን ዘለዋኒ ከካፍለኩም ካባኹም ናባኹም ዩ። ኣነ ድማ ተሞክሮይ ከዕቢ፡ ካብ ዝብል ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ዘተኮረት እዛ ትርእይዋ ናይ you tube chanel ከፊተ ኣለኹ። ናትኩም ምትብባዕን ምኽርን ኣይፈለየኒ።
ክትረክቡኒ ወይ ኣገዳሲ ዝበልኩሞ ክትሰዱለይ ምስ ትደልዩ ኣብ ታሕቲ E-mail ኣለኹም።
ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣባላት ናተይ ኩኑ ናብ ብጾትኩም ድማ ሼር በልዎ።
*የቀንየለይ*
E-mail፡ofisseha@gmail.com

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስደትና የሕጽር።