Channel Avatar

@UCBxCDAcZJnugc5LeqkHHB5w@youtube.com

65K subscribers - no pronouns :c

Hi welcome to my channel. I am a stay at home wife and a mom


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c


Posted 1 month ago

ባህላዊ መድሃኒት ንብኮቪድ ኣፍንጫናን ጣዕሚ መግቢ ዝተቀየረና ሰባት Covid Made Me Loss Of smell #Covid

1 - 0


Posted 1 month ago

ክቡራት የሕዋት ሓዳሽ ቪድዬ ኣብ ክንዲሰኑይ ሰሉስ ሰዓት ዓሰርተ ፖስት ክብለልክን እየ:: ድሕሪ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዝሓዘኒ ኮቪድ ጨናናይ ኩሉ ነገር ተቀይሩኒ ዋላ ጣዕሚ ከም ቡን ለሚን ዝኣመሰሉ ኣሞንያ ይጥዕሙኒ:: ከማይ ዘጋጠመክን ኣለኽን ዶ:: ሪሰርች ጌረ ዝረከብክዎ ናይ ተፈጥሮ መድሃኒት ረኪበ ኣለኹ እሞ ምስኣደ ስድራቤት ሰሉስ ከጠቃልሎ እየ:: ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ርሑስ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና 💕💕💕
https://youtu.be/iqeXVLS2ZZs?si=aSKxz...

7 - 1


Posted 8 months ago

Happy New Year Every One, Sending You Lots Of Love.

1 - 0


Posted 8 months ago

ናይመወዳእታ ዓመት ምሳይ ጨና ኣዳም ኣብ ስደት ጆርዲን ፅሬት ቤትና End Of The Year Cleaning Home Making #eritrea #cleaningmotivation #cleanwithme

7 - 0


Posted 1 year ago

ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና
youtube.com/playlist?list=PL1...

7 - 0


Posted 1 year ago

ዝኸበርክ የሕዋተይ ከመይ ቀኒኽን ብምኽንያት ጥዕና ቁሩብ የዕሪፈ ቀንየ:: ክምለሰክን እየ ኣብ ቀረባ እዋን:: ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና::

youtube.com/playlist?list=PL1...

34 - 3


Posted 1 year ago

ከመይ ቀኒኽን ክቡራት የሕዋት ሓዳሽ ቻነል ከላልየክንሳብስክራይብ ግበራላ::

https://youtu.be/IXoYOtyB4q4

7 - 2


Posted 1 year ago

ዝኸበርክን የሕዋት ድሕሪ ሕጂ ኣብዚኣ ቻነል ፓስት ኣይገብርን እየ እተን ቪድዬታተይ ትፈትውኦ ኣብዚኣ ናይ ፅሬት ቻነለይ ሳንስክራይብ ግበራለይ:: የቀንየለይ 7 ዓመታት ፅቡቅ ጊዜ የሕሊፍና:: ❤️❤️❤️

youtube.com/@EdenAtHome

24 - 0


Posted 1 year ago

ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋት ሱፐር ክሊን ዝሰዓረት BRKTI ኣብ 4 ሰዓታት ውሽጢ ኢሜል ግበርለይ ክሰደልኪ lovelyedent@gmail.com የቀንየለይ

https://youtu.be/Cgi2Yc-W728

3 - 0


Posted 1 year ago

ክቡራት የሕዋተይ ናይ ሜስን ስዋን ቪድዬታት ሰኣንክንኦ ኣብ ሓደ ጌረልክን ኣለኹ ክቐለልክን:: ሕቶ እንተለክን ኣብ ኮመንት ግደፋለይ:: ርሑስ ኣጉስዓና
https://youtu.be/8Z3lZvVxc0A

12 - 0