Channel Avatar

SH ማእከል ጎልጎል ስፖርት(ዜና ስፖርት) @UC4qUuRvMScloivPrRSI0pWw@youtube.com

13K subscribers - no pronouns :c

ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ናይዛ ቻነል ቤተሰብ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ቅሳነት ፈጣሪ ከውርደልና


14:37
ሮናልዶ ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ዝበለጸ ኣትለት 13 ደረጃ ተስሪዑ ሜሲ'ኸ፡ ሚኬል ሜሪኖ ቅድሚ ትጽቢት ይሓዊ ኣሎ፡ ዩናይትድ ሰልሃርት ፓርክ፡
14:51
ቻምፕዮን ቅድድም ብሽክሌታ ዓለም ሰንበት ክኽፈትዩ፡ሊቨርፑል ንኣሊሰን ክትስእኖ ትኽእልያ ኣብ ቀጻሊ ጸወታ፡ኦደጋርድ ክሳብ 8ተ ሰሙን ክሰኣንዩ ዝብል
15:17
ደ ብሩይን ኣንጻር ኣርሰናል የለን ግን! ኒዉካስትል ን2ይ ሃላንድ ትሃድን፡ ዩናይትድ ዉዕል ምሕዳስ ማይኖ ትጓየ ኣላ፡ ቨርጂል ቫንዳይክ ተካኢኡ ተለልዩ፡
14:53
ኣርሰናል ሜዳ ኣትላንታ ዉን ሒዝዋ፡ ባርሳ ስዕረት ኣመዝጊባ ያማል ታሪኽ ኣጽሒፉ፡ ቸልሲ ንማርቲነዝ ብሰለስተ ተጻወቲ ክትቅይሮ፡
15:12
ቸልሲ ንሙድሪክ ናብ ዕዳጋ ክተዉርዶ ዉሳነ፡ ሁይሉን ምስ ማዉንት ናብ ምሉእ ልምምድ፡ ሳላሕ ክወጽእ ሕቶ ከቅርብ ይሓስብ፡
14:36
ቢንያም 4ይ ተርታ ሒዙ፡ ማንሲቲ ማዕረ ተፈላልያ ንደ ብሩይና ከኣ ከሲራ፡ ፒኤስጂ ድሕሪ ሜሲ ኔማር ምባፐ ብዙሓት ሰዓብታ ሲኢና፡
15:57
ቢንያም ግርማይ መበል 11 ደረጃ ካብ ዓለም ተሰሪዑ፡ማን ሲቲ vs ኢንተርሚላን፡ ርያል ማድሪድ ንጀምስ ዉን ናብ በርናቡ ክተሰጋግሮ፡
16:20
መርሃዊ ተመሊሱ ናበይ! ሓድሽ ቅርጺ ቻምፕዮንስ ሊግ ተኸፊቱ ኣብ ሓደ ጸወታ 11 ሸቶታት ተመዝጊቡ፡ ኤንድሪክ ተቀይሩ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡
15:34
ላፓርት ብዛዕባ 115 ክስታት ክለቡ ነበር፡ ሊቨርፑል ምስ ኤሲ ሚላን ሕነ ናይ ምፍዳይ ጸወታ፡ ጎርተዝካ ምስ ሙኒኽ ጽቡቅ የለን እሞ'ኸ፡
14:42
ሕማቕ ኣጋጣሚ ዊሳ ንክልተ ወርሒ ተኣልዩ፡ ሞራታ ንሊቨርፑል የጠንቅቕም፡ መጉዳእቲ ሳካ ኣሰካፊ ኣይኮነን፡ ኣንቶኒ ክስለፍ ተኾይኑ፡
14:32
ኣርሰናል ምስ ማግለሃሽ ዝርርብ ጀሚራ፡ ዳኒ ኦልሞ 7ተ ጸወታ ክሰኣን ብኣንጻሩ በሊንጋሃም ድማ ናብ ምሉእ ልምምድ ተመሊሱ፡ ሲቲ ትቀጻዕ ቶባስ፡
15:54
ንደገፍትና ክነሐስ ንኽእል ኢና ኣሰልጣኒ ኣርቴታ፡ ባርሳ ንያማል ሒዛ ኣብ ዝለዓለ ክትበጽሕ ዘይከሓድዩ፡ ቶተንሃም ንዝረኸበቶ ዕድል ኣይተጠቀመትሉን፡
15:54
ስዕረት ሊቨርፑል ጸገሙ እንታዩ? ግጥም ኣርሰናል ምስ ሎንደን፡ ሮናልዶ ሓሚሙ ናብ ጸወታ ኣይከኣቱንዩ፡ ሜሲ ምስ ብቅዓት ናብ ሜዳ፡
18:51
ዩናይትድ ገፊሕ ዓወት ኣመዝጊባ፡ ሃላንድ ምስ ኤደርሰን ሓድሽ ታሪኽ፡ምስ ጉዳይ ራይስ ተመሳስል ፍጻሜ ስቦዥላይ፡ ሊቨር ተገዲዓ፡
14:47
ጁቬንቱስ ቭላሆቪች ብደሞዚ ክሕግዛ ትደሊ፡ ሃላንድ ኣብ ብቕዓቱ ዝያዳ ከማሓይሽ ይደሊ፡ ካሲሚሮ ኣብ መጻኢ ኣብ ዩናይትድ መጻኢ የብሉን፡
10:58
ቢንያም ግርማይ ሕጂ ዉን 2ይ ተርታ፡ሮናልዶን ኣልነስርን ነጥቢ ደርብዮም፡ ቸልሲ ኣጎልጉሎት ማሎ ጉስቶ ኣይክትርከብንያ፡
14:54
ሃላንድ ንፕሪመርሊግ ራፊንሃ ንላሊጋ ተዓዊቶምሉ፡ ዩናይትድ ምስ ራብዮት ጽቡቅ ተራኺባ፡ ማንሲቲ ሰኑይ መስርሕ ክሲ ክኽፈትዩ፡
14:49
ዳዊት የማነ ድሙቕ ብቕዓት ኣመዝጊቡ፡ባርሰሎና ጋቪ ተመሊሱ ኢላ፡ ሊቨርፑል ንሙሰያላ ሓያል ተገዳሰነት ከምዘለዋ ተሓቢሩ፡
16:15
ንግስነት ኣንድሬ ኦናና ኣብ ዩጋንዳ! ፍታሕ ኣርሰናል ኣብ ማእከል ሜዳ፡ ምባፐ መዓስዩ ሚልዮናት ገንዘቡ ክረክብ፡ ኣርቴታ ተሰማሚዑ፡
15:43
ቪኒ ጂንዮር ንደግፍቲ ይቕሬታ ኢሉ፡ ከቢድ ማህረምቲ ናታን ኣከ፡ ማርቲን ኦደጋርድ ናይ ይቕሬታ መልእኽቲ መጽይዎ፡ ዩናይትድ ክሳራ፡
14:56
ሮናልዶ ባሎንዲኦር ዝዕወትሉ ተጻወቲ ጠቂሱ፡ ላሚን ያማል ብሉጽ ተባሂሉ፡ ኣስቶንቪላ ትኬታ ሸይጣ ወዲኣ፡ ተንሃግ ኣብ ዚርክዚ ክወድቕዩ፡
15:03
ሓኪም ነርወይ ካብ ማርቲን ኦደጋርድ፡ፈረንሳ ንምባፐ ካልእን ገዲፋ ብሉጽ ዉጺኢት ኣመዝጊባ፡ቤን የደር ብዓመጽ ተኸሲሱ ናብ ፍርዲ፡
14:07
ከለሄር ንሊቨር ከምወጽእ ሓቢርዋ፡ ኦስሜን ናብ ቸልሲ ክሰጋገር ተወዲኡ ኔሩዩ፡ ፍሌክ ብሉጽ ኣሰልጣኒ ላሊጋ ኮይኑ፡
15:41
ሮግሊች ኣብ ታሪኽ ቮልታ ተማዓርርዩ፡ ዚዳን ናብ ፕሪመርሊግ እንግሊዝ ክምለስ ኣይደልይን? ኣርሰናል ፕላን ቢ ጌራ ናብ ሴስኮ፡
16:01
ቢንያም ግርማይ ኣብ ፖድዮም ደይቡ፡ካላፊዮሪ ናብ ለንደን! ሊቨር ምስ ኣርሰናል መጻኢ ቾዋሚኒ ተሓቢርወን፡ ሳላሕ ክጸንሕ ራይት ንሊቨር ይመክር፡፡
15:19
ጀርመን ንሃንጋሪ ደምሲሳታ፡ሲቲ ካብ ማዓት ማድሪድ ንምድሓን ትሰርሕ፡ ርያል ማድሪድ ንሳሊባ ክተእምን ትሰርሕ ኣላ፡
14:23
እንግሊዝ ብሸቶታት እቶም ኣትማን ተዓዊታ፡ መጻኢ ኣንቶኒ ኣብ ኦልድትራፎርድ ተረጋጊጹ፡ ቸልሲ ወነንታ ኣብ ጸገም ኣትዮም፡ ኦደጋርድ መግለጺ ሂቡ፡
15:28
ማክ ኣሊስተር ንስሎት ሕጂ ዉን የሻቕል፡ መንዲ ንሲቲ ናብ ቤት ፍርዲ ከሲስዋ፡ ክሎፕ ንሓደ መዓልቲ ናብ ሜዳ ተመሊሱ፡
14:37
ሜሲ 16 ሚልዮን ንሰሙን ሓቲቱ! ሃላንድ ብሉጽ ተሰምዩ፡ ማድሪድ ብጉድይ ቪንስየስ ክትወስን ትኽእልያ፡ ቸልሲ ወኪል ዙማ ገንዘቡ ኣይሃበቶን፡
16:19
ሮናልዶ 900 ሸቶ ኣመዝጊቡ ግን ዋንጫ ዓለም ኣቃሊሉ፡ ሃርቪ ኢሎት ናብ ሊቨር ተመሊሱ፡ ሚልታኦ መጉዳእቲ ኣጋጢምዎ ማድሪድ ዓንያ፡
15:52
ሕጹያት ብሉጻት ተጻወቲ 1ይ ወርሒ፡ ሮናልዶ ኮቫቺች ክሰጋገር ኣዚዙ፡ ክሎፕ ንተንሃግ ተጋጊዩ ኢልዎ፡ ያማል ዝደልዮ ዕላማ ገሊጹ፡
15:45
ኡጋንዳዊት ኣትለት ብበዓል ቤታ ትቀቲላ፡ ቸልሲ ካብ መቅጻዕቲ PSR ዉሕስነት ረኺባ፡ ደቪድ ሞየስ ንኤቨርተን ክዕልም፡ካሰሚሮ ኣብ ዩናይትድ ክጸንሕ፡
15:07
ድሕሪ 20 ዓመታት ሜሲ ወይ ሮናልዶ ዘይተመርጽሉ ባሎንዶኦር፡ ማልያ ሜሲ ክትመልስ ዲኻ ማክኣሊስተር፡ ኦስሜን ብወግዒ ፈሪሙ፡
15:27
ሌስተር ንፕሪመርሊግ ኣብ ፍርዲ ኣሕፊራቶ! ምኻድ ጉንደጋን ናብ ሲቲ ጭዋዩ፡ ማክ ኣሊስተር ልምምድ ኣይገበረን፡ ቸልሲ ኣብ ጉዳይ ቺልዌል ትዘራረብ፡
14:14
ጉዳይ ሞራታን በዓልቲ ቤቱን ተጋሂዱ! ዋት ቫን ኣርት ካብ ቮልታ ተኣልዩ፡ ማሎ ጉስቶ ብሰንኪ መስበርት ካብ ሃገራዊት ጋንታ ወጽዩ፡
16:05
ስዋረዝ ካብ ኣህጉራዊ ጸወታ ክፋኖ ወሲኑ! 2ይ ተጻዋታይ ኣርሰናል ናብ ዩናይትድ፡ ኤሪክ ተን ሃግ ክስጎግ ድዩ ግን ኣባላቱ ደግፎም ኣስሚዖም፡
15:13
ሚኬል መሪኖ 8ተ ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቅዩ፡ ቸልሲ ናብ ነጋዳይ ትልወጥ ዘላ ትመስል፡ ቪክቶር ኦስሜን ናብ ቱርኪ፡
15:06
መርሃዊ ቁዱስ ንኤርትራ ክምለስ፡ ተን ሃግ ብቅዓት ሊቨርፑል ንኣምን ኢሉ፡ ቤን ቺልዌል ናብ ሞሪኖ ክጽንበር! በዓልቲ ቤት ካሰሚሮ ኣፋ ትኸፍት፡
15:32
ኣርነ ስሎት ንተንሃግ ኣብ ፕሪመርሊግ ኣድኒንዎ፡ ደክላን ራይስ ይቕሬታ ናብ ደገፍቲን ደቂ ጋንቱኡን፡ ቸልሲ ዉዕል ጃክሶን ክተናዉሕ ተሰማሚዓ፡
16:44
ኣለንሶ ኩርባ ለብዚግ ኣይሰገረን፡ራይስ ንትማሊ ጥራይ ዘይኮነ ንዝመጽእ ዉን ጽልዋዩ፡ ማሶን ግሪንዉን ብእግሩ ንዩናይትድ እንታዩ ዝብላ ዘሎ፡
19:55
ኣርሰናል ብዘይ ምግንዛብ ራይስ ተቀጺዓ፡ ቁጽሪ ማልያ ዝተሓደገ ኦስሜን፡ ሲቲ ብሙሉእ ነጥቢ ሃላንድ ብሃትሪክ ሽቶታት ይቅጽሉ፡
16:13
ወዲ ሙሌ ሓፈሻዊ 2ይ ኮይኑ ዛዚሙ! ኣገራሚ መስርሕ ምስግጋር ኣብ ምዕጻዉ፡ ፕሪመርሊግ 1.9 ቢልዮን ወጺኢ ኣብ መስርሕ ምስግጋር፡
14:45
ምባፐ ብቪኒ ሕጉስ ኣይኮነን፡ ኡጋርተ ኣንጻር ሊቨርፑል ኣይክስለፍንዩ፡ ዕጫ ዩሮፓ ሊግን ኮንፈረንስ ሊግን ወዲቑ፡
14:41
ቸልሲ ኣብ ስዊዝ ንስክላ ድሒራ ግን ተጸንቢራ፡ማድሪድ ነጥቢ ደርብያ ምባፐ ሸቶ ኣየመዝገበን፡ ደሞዝ ኦስካርዶ ናብ ስድሩኡ ክኽፈልዩ፡
13:17
ሮናልዶ ፉልይ ሽልማት ካብ ዩዊፋ፡ ሉካን ቸልሲ የዕሪፎም ምስ ናፖሊ ፈሪሙ፡ ኣርሰናል ናብ ኮማን ትተሓዝዝ ኣላ፡ ማሶን ማዉንት ሕጂ ዉን መጉዳእቲ፡
15:30
ወዲ ሙሌ ኣብ ፖድዮም ደይቡ፡ ሸቶ ኤንድሪክ ክትከፍል ዝተገደት ማድሪድ፡ ኣርሰናል 3ይ ሓላዊ ልዳት ትሃድን ኣላ፡ ታክቲካዊ ብስለት ምስግጋር ሊቨር
14:57
ወዲ 27 ዓመት ጅዋን ዓሪፉ፡ ሊቨርፑል ንቼሳ ክተሰጋግሮ ካብ በዓል ሞያ መጠንቀቕታ ተነጊርዋ፡ ዳኒ ኦልሞ ኣብ ቀዳማይ ጸወታ ዓወት ሂብዋ፡
15:23
ቢንያም ግርማይ ናብ ዉድድር ተመሊሱ፡ ሃሪ ኪን ሽልማቱ ተረኪቡ፡ ሮናልዶ ፍሉይ ሽማልት ተዳሊሉ፡
16:35
ጁቬን ንኮንተ ዘዕነወት ጋንታ ኣዕንያ፡ ኡጋርተ ብ60 ሚልዮን ዩሮ ናብ ዩናይትድ፡ባርሰሎና ንጆናታን ታህ ኣማዕድያ፡ ኒዉካስትል ንጉሂ ቀሪባ፡
14:55
ባርሳ ንዳኒ ኦልሞ ፍቃድ ረኺባ፡ መልሲ ኦቢ ናብ ጃክሰን፡ ሮናልዶ ካብ ፖርቱጋል ክፋኖ ከሎ ንዝኾነ ሰብ! ፓላስ ንንኬታህ ክተሰጋግሮ፡
14:42
ማድሪድ ቀዳማይ ዓወታ፡ ናፖሊ ናብ ሱዑዲ እወ ኢላ ኦስሜን ግን? ኣብ ኤሪክሰን ጨረታ ዝበሃል የለን፡ ቫንዳይክ ንሊቨርፑል ዘለዎ ክብሪ፡
18:14
ቸልሲ ንዎልቭስ ቀቲላ ገፊሕ ዓወት ኣመዝጊባ፡ ሊቨርፑል ብሙሉእ ነጥቢ ምስ ቀዳሞት 4ተ ክለባት ተሰሪዓ፡ ኒዉካስትል ሜዳ በርንማዉዝ ዓቀብ ይኾና፡
16:06
ወዲ ሙሌ ናብ ቻይና ኣምሪሑ፡ ማሬስካ ሎሚ ስዕረት ምስ ዘመዝግብ ዘጽሕፎ ሓማቕ ታሪኽ፡ ዩናይትድ ንኣንድሬ ትደሊላ ኣላ፡
19:36
ብራይተን ሕጂ ዉን ንተንሃግ ቀጺዓቶ፡ ኣርሰናል ሕነኣ ፈድያ ብቅዓታ ኣመስኪራ፡ ሲቲ ኣብ ዉሽጢ 4ተ ደቂቅ ጋንታ ደምሲሳ፡
18:15
ሊቨር ንጉማረሽ ተዛራሪባትሉ ፊቻየስ፡ ኣርሰናል ሕናኣ ክትፈዲ ናብ ቪላ ዩናይትድ ዕዳጋ ክትመልስ ናብ ኣሜክስ፡ ጉንደጋን ንደገፍቲ ባርሳ ብስሚዒት ተፋንዩ፡
14:39
ናሆም ምስ ቀዳሞት 15 ቡሉጻት፡ ቬራ ናብ ክለቡ ነበር ክምለስ ተሰማሚዑ፡ ሊቨር መወዳእታ ሓዊ ኣጥቃዓይ ክትጽንበርያ ትመስል፡
15:43
ሱፐር ኣርሰናል ኣብ ቪላ ክትዕወት ልዕሊ ፍርቂ ሂባታ ንዩናይትድ ግን! ባርሳ ምስ ቼሳ ተሰማሚዓ ንጁቬ ጨረታ ኣቕሪባ፡ ሳላሕ ኣብ ራዳር ሱዕዲ፡
15:41
ቸልሲ ተዓዊታ 2ይ እግሪ ይጽበያ፡ ራሒም ስተርሊንግ ብቪላ ዲሳሲ ንኒዉካስትል ይህደኑ፡ ኮርትዋ ናብ ሃገራዊት ጋንታ ኣይምለስንየ ኢሉ፡
13:42
ቸልሲ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ክትጽመድያ፡ ዩናይትድ ብማይኖ ፈሪሓ ንሓድሽ ዉዕል፡ ኣርሰናል ናብ ኦስሜን ተመሊሳ፡ እቲ ካልእ ካማቪንጋ ናብ ሊቨር፡
14:32
ሮናልዶ ታሪኽ የጽሕፍ ታሪኹ ሂወቱ ክገልጽ ይዳሎ፡ ማንሲቲ ተካኢ ኣልቫረዝ ንፉሩሃሺ፡ ሊቨርፑል ምስ ራብዮት፡ ሮድሪ ኣርሰናል ምስ ሲቲ ተሰሪዓያ፡