Gospel Worships and Teachings (ቃል ኣምላኽ ትምህርትታት)
Old Tigrinya Mezmur!
Lyrics to Worship songs. (መዝሙር ምስ ግጥምታት)
BIBLICAL questions and answers (መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሕቶን መልስን)
Audio Bible readings (ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ)
Praising God Almighty.
"እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ብክርስቶስ ገይሩ ኣብ ሰማያት ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብሩኽ ይኹን። ከምቲ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቅዱሳንን መንቕብ ዜብሎምን ምእንቲ ኽንከውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ብእኡ ዝሐረየና፡ በቲ ፍቁር ብእኡ ዝጸገወና፡ ንውዳሴ ኽብሪ ጸጋኡ ብፍታው ፍቓዱ ብየሱስ ክርስቶስ ንርእሱ ውሉድ ክንኰኖ ቐደም መደበና። ብእኡ ብደሙ ምድሓን፡ ማለት፡ ከምቲ ሃብቲ ጻጋኡ ሕድገት ሓጢኣት አሎና።" ኤፌሶን :1,3-7