Channel Avatar

woyen @UCq0EVAFA3JKVMw4CQhzuRxg@youtube.com

34K subscribers - no pronouns :c

More from this channel (soon)


47:18
"ተፀዋዕነትና ንህዝብና፣ ንሕገ መንግስትናን ንሕሊናናን እዩ" ኣባላት ቤትምኽሪ ከተማ ዓዲግራት
39:04
"ዓመፅ እናካየድካ ዝትከል ስርዓት፣ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሞትን ኲናትን ከይላቐቕ ዝገብር ኣካይዳ እዩ" ተጋዳላይ ዘልኡል ማቴዎስ
52:21
"ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ተመዛባሊ ኣብ መዋእሉ ከም ናይዚ እዋን ዝበለ ከቢድ ዕዳ ተሸኪሙ ኣይፈልጥን" ፈፃሚ ስራሕ ህወሓትን ኣመሓዳሪ ዞባ ምዕራብን
21:40
"ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ፀገም ወዲቑ ዘሎ፣ ኣብ ዉልቀ ሰባት ስለዝወደቐ እዩ።" ምክትል ኣቦ መንበር ዉድብ ህወሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ
01:15:18
ምክትል ኣቦ መንበር ዉድብ ህወሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ
01:20:03
"ቁጠዐ ህዝቢ ሓይሉ፤ነገራት በሲሉ እዩ ዘሎ"ኣቦ መንበር ማእኸላይ ቁፅፅር ኮሚሽን ህወሓት ተጋዳላይ ገብረ ካሕሳይ(ገብረ ኢሮብ)
01:14:59
"ህዝቢ እንደርታ ዉድብ ህወሓት ናብ ባይታ ወሪዱ ድምፁን ድሌቱን ከዳምፆ እዩ ዝፅበ ዘሎ"
44:30
"ንህዝብና ዝጠቅም ጉዳይ እንተኾይኑ ኢና ንድግፍ" ኣመራርሓ ኣርሚ 35
40:53
"ጣብያና ተፀሊሙ እዩ፣ ዘፀለመና ኣካል ብሕጊ ክሕተተልና ኣለዎ" ነበርቲ ከባቢ ምፍልላይን ምምሕዳር ወረደ ማይቅነጣልን
02:16
"ኣሸምባይ ናይ ጥይት ድምፂ ናይ እምኒ ድምፂ እውን እኳስ ይስማዕ፣ እዚ ሰብ እዚ ክተሓዘልና እዩ ዘለዎ" ነበርቲ ከባቢ ምፍልላይ
35:04
"ብርቱዕ ሓይሊ ዝበሃል ተስፋ እዩ።" ቆሞስ ኣባ ጥዑም በርሀ
01:08:14
"ምእንተ ኣዶን ኣቦን ሃይማኖትን ሓድግታትን ትግራይ ክብሉ ብምስወኦም ሰማእታት ትግራይ ኢልና ሰይምናዮም" ብፁእ ኣቡነ የውሃንስ ሳልሰዋይ
50:46
"ተጋዳላይ ንመሬት ተነፂፉ ዝተዋገአ መሬቱ ካልኤቲ ወላዲቱ ስለዝኾነት እዩ" ተጋዳላይ ሃይለማርያም ተስፋይ (ሽላ)
01:08:54
"ውሳነ ቤት ምኽሪ ምኽባር ድምፂ ህዝቢ ምኽባር እዩ።" ተወከልቲ ህዝብን ምምሕዳርን ደጉዓ ተምቤን
55:43
"ደገፍና ንመስመር ህወሓት እምበር ንውልቀ ሰባት ኣይኮነን" ነበርቲ ወረዳ እንደርታ
01:31:52
"ብደገ ዝመፅእ ፖለቲካዊ ትካቦ ናይ ፀገምና መፍትሒ ክኸውን ኣይኽእልን"
56:20
"ኣካይዳ እዚ ጉጅለ ልጓም ብዘይብሉ ፈረስ ከምድላይካ ምስ ምግላብ እዩ ዝመሳሰለኒ"
18:54
"ኣብያተ ምኽሪ ንምፍራስ ዝግበር ምንቅስቓስ ህዝቢ ውዳበታቱ ስኢኑ ክብተን ዝዓለመ እዩ" ኣባላት ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ
24:43
"ሓድነትና እዩ ሚሳይልና!"
45:00
"ኣድጊ በቕሊ ካብ ዝሽልሙ ንብዓት ኣዶ ዘይሕብሱ" መናእሰይ ከተማ ዓድዋ
46:16
"ካብ ጉባኤ ንባዕሉ ዘግለለ ሓይሊ ኣነ ህወሓት እየ ክብል ኣይኽእልን" ነበርቲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ
11:37
መደረ ኣባል ማእኽላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣቦ መንበር ውድብና ዞባ ማእኸል ትግራይን ተጋዳላይ ሽሻይ ግርማይ
46:23
ሐዚ እውን ኣብ ትግራይ ንዝተፈፀመ ጀኖሳይድ መረዳእታቱ ንምዕቃብ፣ ዓርሱ ዝኸኣለ መዋቕርን ሞያን ይሓትት ኣሎ።
01:15:22
"እዚ ፅግዕተኛ ሓይሊ ክሳብ ዝግብል ምዕጋስ ትኽክል ኣይኮነን"
01:08:12
"ግፍዒ ዝፈፀሙ፣ ዝሰርሑን ዝመርሑን ክቕፅዑን ክፅፀቱን ጥራሕ ዘይኮነስ ዳግም ከምዘይደግሙ ተሓታትነት ክሰፍንን ይግባእ"
01:13:02
"ምሽጥር ከየውፅእ መልሓሱ ዝቖረፀ ተጋዳላይ ዝነበሮ ውድብ ምሽጥር ምዕቃብ ዝተፀገመሉ ኩነታት ተፈጢሩ"
34:49
"ናብዚ መድረኽ ክንበፅሕ ከብድቲ ፈተናታትን ብዙሓት ሕልኽልኻትን ሰጊርና ኢና"
01:22:23
"ትማሊ ደቅና ጥይት ወዲኦም ብደንጎላ እንትዋግኡ ጥይት ዝሸይጥ ዝነበረ ሓይሊ ብሕጊ ክሕተት ይግባእ!" ነባራት ዓቕሚ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ
49:32
"ተፀዋዕነት ኣባላት ቤት ምኽሪ ንሕገ መንግስቲ፣ ንዝመረፀና ህዝብን ንህልናን ምዃኑ ስለንኣምን ንዘይሕጋዊ ኣከያይዳ ኣይንቕበልን"ኣባላት ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ
29:24
"ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግፍዒ ዝፈፀሙ ጀኖሳይደራት ፈቲሕኻ ምስዳድ ዝበኣሰ ቁስሊ እዩ።"ደቂ ኣንስትዮ ነበርቲ ከተማ መቐለ
24:01
"ንሕና መናእሰይ ሐዚ'ውን ሓድነት፣ ሰላምን ፀጥታን ንምኽባር ጠጠው ክንብል ኢና"
30:01
"ገበነኛታት ፅንተት ተሰዲዶም ምስ ተባህለ ወደይ ተሰዊኡ ሰሚዐ እኳ ክንድኡ ኣይነባዕኹን" ነባር ዓቕሚ ከተማ ኣኽሱም
01:36:30
"ኣብ ትግራይ ብሓይልን ገባሪ ሓዳጊ ኮይንኻን ኣብ ስልጣን ንምፅናሕ ዘኽእል ባይታ የለን" ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ተጋዳላይ ተወልደ ገብረፃድቃን
37:18
"ዘጥፈአ ሰብ ክቕየር ይክእል እዩ፤ ዕላማ ግን ኣይቕየርን። ስርዓት እውን ብመስዋእቲ ስለዝመፀ ኣይፈርስን " ነበርቲ ዓብዩ ዓድንወረዳ ቆላ ተምቤንንን
38:14
"ካብ ዝተቓለስናሉ ዕላማ ሓደ ባዕሉ ሸዋሚን መውረዲን ዝኾነ ኣመራርሓ ንዘይምፍጣር እዩ። ምኽንያቱ ስልጣን ናይ ህዝቢ ስለዝኾነ" ነበርቲ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ
01:21:18
"ትግራይ ትስዕር እምበር ደብረፅዮን ወይ ጌታቸው ይስዕር ኢሉ ዝተሰወአ ትግራዋይ የለን መስዋእትና ንዕላማ እዩ"
51:56
"መስመር ህወሓት ገስጋሳይ እዩ፣ ናይ ቀፃሊ ትውልዲ መስመር ክኸውን ክንቃለስ ይግባእ።"
54:56
"ነቶም ለውጢ ኢሎም ዝመፁና፣ ለውጢ ዝበሃል ዓድን ህዝብን እንትልወጥ እዩ ኢልና ሰዲድናዮም" መናእሰይ ከተማ ሽረ
01:07:48
"ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ዝተውሃቡዎ ተልእኾታት ዘይፈፀመ ውፅኢት ኣልቦ እዩ" ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ዶ/ር ፍስሃ ሃፍተፅዮን
45:35
"ዓለባ ሳሬት ተጎልቢቦም ዝመፁ ፀላእቲ ክንበጣጥሶም ኢና" ተሳተፍቲ ዋዕላ ሃገረሰላምን ደጉዓ ተምቤንን
01:07:06
"ውድብ ህወሓት ክትድሕን ዝጀመረት ውሽጣዊ ፀገማ ነቒሳ ስለዘውፀአትእዩ። ናብ ህዝባ ብምውራድ ድማ መሊኣ ትድሕን" ተሳተፍቲ ነባራት ዓቕሚ ከተማ ዓብዪ ዓዲ
45:41
"ሕዚ ምልክት ጥዕና መሪሕነት ውድብና ዝወፅእ ምሽጥር ዘይምህላው እዩ"
58:46
"ኣይተዓደልናን እምበር ልዕሊ 3000 ዓመት መንግስቲ ዝሃነፀ ወናኒ ታሪኽን ስልጣነን ዝኾነ ህዝቢ መንግስቲ ክስእን ኣይግባእን"
24:49
"ፅንተት ዝፈፀሙ ገበነኛታት ምልቃቕ ተመሳሳሊ ገበን ምፍፃም እዩ" መናእሰይ ከተማ ዓብዪ ዓዲ
40:39
"ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ዝነበረ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ህወሓት ማይ እናፍሰሰ፣ ዊስኪ እናሰተየ ኣይኮነን ኣምፂእዎ፣ ደም ኣፍሲሱ መላምል ከፊሉ እዩ ሃኒፅዎ"
46:48
"ሰራዊትና ኣብ ክልተ ዝተመቐለ መርገፂ የብሉን ሐዚ እውን ኣብ ጎኒ መትከሉን መኸትኡን እዩ" ተጋዳሊት ፈትለወርቅ ገ/ሄር ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት
01:24:50
"ተጋሩ ብውልቀሰብ እንተይኮነስ ብመንግስቲ ክንመሓደር ኢና ተቓሊስና ይኹን እምበር ውልቀ ሰባት የማሓድሩና ኣለው" ሪኢቶ ነባር ዓቕሚ ከተማ መቐለ
36:45
"ኣብ ታሪኽ ህወሓት ኣኼባ ረጊፅካ ምኻድ ኣጋጣሚ ነይሩ እዩ፣ ካብ ጉባኤ ምህዳም ግና ንፈለማ እዋን እዩ" ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል
53:38
"እቲ ፅግዕተኛ ሓዱሽ ገዛኢ ደርቢ ኣብ ወሰና ወሰን ፀለምትን ኣላማጣን መረፃ ክካየድ ተስማዕሚዑ ወዲኡ መፂኡ እዩ፣ ይኹን እምበር ንክኽሕድ ዓይኑ ኣይሓስን "
58:52
"ስምምዕ ፕሪቶርያ ውፅኢትን መስዋእትን ቃልስና እምበር ናይ ውልቀ ሰባት ጉዳይ ኣይኮነን፣ ውልቀ ሰባት ሳላና እዩ ተፈሪሙ ኢሎም ክመፃደቕሉ ኣይኽእሉን"
01:50:47
"ጉባኤ ዘካየደን ጉባኤ ዘየካየደን ዝበሃል ክልተ ህወሓት የለን ህወሓት ሓደ እዩ፣ ንሱ እውን እቲ ጉባኤ ዘካየደ ህወሓት እዩ።"
37:50
"ብሽም ሪፎርም ሰራዊት ተፀዋዕነቱ ንውልቀሰብ ንምግባር ዝግበር ዘሎ ሃንደፍደፍ ንሪኦ ኣለና እዚ ግን እቲ ዕላማ ፍፁም ገባርን ሓዳግን ንምዃን ዝዓለመ እዩ"
30:49
"ሓንቲ ህወሓት እምበር ክልተ ህወሓት ኣይንፈልጥን፣ ሐዚ ግን ክልተ ህወሓት ኢና ዝብሉ መደናገርቲ ንሰምዕ ኣለና።"
01:07:50
"መስመር ህወሓት ኣይብተኽን" መናእሰይ ከተማ ኣኽሱም
40:51
"ዉድብ ንምፍራስን ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘእቱን ሰፊሕ ስራሕ ተሰሪሑ እዩ" ዶ/ር ኣብርሃም ሓጎስ ኣባል ማ/ይ ኮሚቴ ህወሓት
24:53
"ብርሃን ዝፀልእ እኩይ ምግባሩ ከምዝኾነ ጉባኤ ዝፀልእ እውን ገበኑ ዝፈርሕ እዩ" ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ክላስተር መቐለ
01:25:20
"ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ብወረያ ወረ ኣይኮነን ዝፈልጣ ብተግባር ባዕሉ እዩ ፈጢርዋ" ኣባል ማ/ይ ኮሚቴ ህወሓት ፕ/ር ክንፈ ኣብርሃ
01:19:19
መድረኽ ዋዕላ መናእሰይ ከተማ ኣኽሱም
43:13
ኣብ ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ ዓዲግራት፣ ወረዳታት ጋንታ ኣፈሹም፣ኢሮፕ፣ዛላንበሳን ተመዛበልትን ዝቐረበ መበገሲ ሓሳብን ካብ ተሳተፍቲ ዝተውሃቡ ሪኢቶታትን 1ይ ክፋል
38:51
"እቲ ጉጅለ ካብ ጉባኤ ዝሃደመሉ ምኽንያት ጉዱ ከይቃላዕ እዩ" ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ዶ/ር ረዳኢ በርሀ