Channel Avatar

Mekatecha Entertainment @UCfkLpUIt65zKimWNeBxpz_w@youtube.com

29K subscribers - no pronouns :c

We are an entertainment production company. We make street i


Welcoem to posts!!

in the future - u will be able to do some more stuff here,,,!! like pat catgirl- i mean um yeah... for now u can only see others's posts :c

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ብዙሕ ቁምነገር እትጭብጥሉን ብተወሳኺ እውን እትዘናግዕሉን ቻነል እዩ፡፡ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ፡፡

6 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ናይ ለምለም ዓይነይ ደስ ዝብል ፃንሒት ንዘምለጠኩም ፤ እነሆ ተኣንገዱልና!
ሼር ፤ ሰብስክራይብ ብምግባር ድማ ቤተሰብና ይኹኑ፡፡

12 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

- ካብ መቐለ ክሳብ ዓዲግራት ዘለዋ ከተማታት ጥቐስ
- ኣብ ሓዳር ኣዝዩ ኣገዳሲ ፍቕሪ ዶ ገንዘብ ?

9 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ምስ ድምፃውን ፤ ግጥምን ዜማን ደራሲን መወሃሃዲ ሙዚቃ ዘመን ኣለምሰገድ ዝገበርናዮ ፃንሒት ኣብ ቀረባ መዓልቲ ናባኹም ክነብሎ ኢና፡፡

ዩቱዩብ ቻነልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ፡ www.youtube.com/channel/UCfkL...
ቴሌግራም ቻነልና ፡ t.me/mekatecha

5 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ዝተኸበርኩም ተኸታተልቲ መካተቻ ኢንተርቴይመንት ምስ ድምፃውን አወሃሃዲ ሙዚቃን ዘመን ኣለምሰገድ ፃንሒት ንምግባር ቆፆሮ ሒዝና ኣለና፡፡ ንስኹም ክትሓትዎ እትደልዩ ሕቶታት ፀሓፉልና ዘመን ድማ መልሲ ክህበሎም እዩ፡፡ ሰናይ ፃንሒት ይኹነልኩም፡፡
www.facebook.com/mekatechaent/

120 - 16

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ምስ ድምፃዊ ዜናዊ ሃይለማርያም ዝገበርናዮ ፃንሒት ኣብ ዩቱዩብ ቻነልና ሒዝናልኹም ክንቐርብ ኢና። ቻነልና ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ።
www.youtube.com/channel/UCfkL...

208 - 1

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ፊሽ ቢትዝ - ከማይ
ጥዕምቲ ዘመናዊ ትግርኛ ደርፊ - ቻነል ድማ ሰብስክራይብ ግበሩ!

4 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

Yirga Ossa on DWTV

2 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ሕቶ፡ ንኣፍቃሪትካ እንታይ ኢልካ ትፅውዓ?
መልሲ፡ ኮላሊተይ!
(ካልኦት መስሐቕቲ መልስታት ኣብዛ ቪድዮ ክረኽቡ እዮም!)

4 - 0

Mekatecha Entertainment
Posted 4 years ago

ናይ ትግርኛ መነቓቐሕቲ ቪድዮ ዝርከበሉ ቻነል እዩ፡፡ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ፡፡

6 - 0