እንቋዕ ብደሓን ናብ Josias Denden Tube መጻእእኩም፥ እዛ ቻነል መደበራ ኣብ ጀርመን ኮይኑ፡እተመሓላልፎ መደባት ድማ ዝተፈላለዩ መሃርትን እዋናዊ ሓበሬታታ ዓለምናን፡ ጀርመንን ኮይኑ፡ከምኡ ውን ኣብ መዓልታዊ መነባብሮናን ጐዕዞናን፡ ዘጋጥሙና ብድሆታትን መፍትሒ ክኾኑና ይኽእሉዮም ዝበልናዮም ንኣሽቱ ምኽርታት ብዓቅማ ክትሕግዘኩም ተስፋ ንገብር ፡፡ ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም ዝብል ጭርሖ ናይዛ ቻነል ኢዩ‘ሞ፡ነንሕድሕድና ንተሓላለ፡ ንቁሩብ ግዜ ጥራይ ኢና ነበርቲ አብዛ ዓለም፡፡
Welcome to my Channel (Josias Denden Tube).
Willkommen zu meinem kanal Josiass Denden Tube .Das ist mein offizieller kanal. vielen Dank!
እዛ ቻነል ቪድዮ ክትጽዕን ዝጀመረትሉ 01-2020 ዓ.ም ኢዩ፡፡
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም
9 August 2016