#ሰላም-ነዓኹም-ይኩን። NOHA HD ቻነል ተኸፊቱ: ካብ ስራሕ ዝደኸመ ኣእምሮኻ ንምዝንጋዕ፡ ኣቓልቦኻ ንምእካብ ፣ሓደሽቲ መስሓቅትን ፈገግታ ዝጭሕሩ ቪድዮታት፣ መንፈስካ ንምህዳእ፡ ተማሃራይ እንተኾንካ ዝተፈላለየ ትምሃርታዊ ቪድዮታት አትረክብሉ ናትኩም ቻናል አዩ።
#እዛ ቻነል ካብ ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ፖለቲካ፣ ብፍላይ ድማ ካብ ዝኾነ ዓይነት ሃይማኖት ይኹን ስነ ሓሳብ ነፃ እያ።
ቻነልና sbscribe_like_comment ብምባል ሓግዙና።