Channel Avatar

Tigrai Media House @UCBvvcSYeDriczyImdI1qZWw@youtube.com

384K subscribers - no pronouns :c

TMH’s mission is to enrich the lives of Tigray people by pro


01:18:26
TMH - ድሙቕ ኣከባብራ በዓል መበል 50 ዓመት 11 ለካቲት ህዝብን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ምብራቕ
01:40:09
TMH - "ዘፈር ቁጠባ ትግራይ ካበይ ናበይ" ዓሚቕ ምይይጥ ሕቶታትን ርኢቶን ተሳተፍቲ ዋዕላ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ካልኣይ ክፋል
38:01
TMH - "ኣብ ትግራይ ስእነት ስራሕ 75% በፂሑ" ኣብ መድረኽ ዘተ "ካብን ናብን ቁጠባ ትግራይ" ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ
01:26:48
TMH - ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ - ካብ ኣባላት ግዚያዊ ቤት ምኽሪ ዝቐረቡ ርኢቶታት
52:55
TMH - ተረርቲ ክትዓትን ርኢቶታትን ኣባላት ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ - ኣብ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ
01:18:48
TMH - "ክቆፃፀር፣ ክከታተልን ክውስንን ኣለዎ" ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ኣብ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ግዚያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ - ውሳነን ርኢቶታትን ኣባላት
01:17:08
TMH - ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ግዚያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ - ርኢቶን ሕቶታትን ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ
19:16
TMH - "ጉዳይ ትእምት" እዋናዊ መግለፂ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ መበል 17 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ትእምት
25:03
TMH - "ሕቶና መልሲ ኣይረኸበን" ህልው ኩነታት ነጋዶ ትግራይ ኣመልኪቱ ካብ ብቦርድ ዝምራሕ ትካል ኣብነት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ
05:20
TMH - ድምፃዊ ዘኣማን ግርማይ ኣታዊ ሓዳሽ ክሊፕ "ተሪባራ" ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ዘወፈየሉ ስነስርዓት ዕላውነት
16:46
TMH - ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ኣከባብራ በዓል መበል 50 ዓመት 11 ለካቲት - መግለፂ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን ትግራይ
32:19
TMH - ትርጉም ለበዋ ደብዳበ ኣብይ ኣሕመድ ዝምልከት ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ህወሓት ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር ዝሃብኦ መብርሂ እዋናዊ ጉዳያት
52:58
TMH - ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር ብዛዕባ ኣከባብራ መበል 50 ዓመት በዓል 11 ለካቲት "50 ዓመት ኣብ ቃልሲ፣ ፅንዓትን ዓወትን"
55:59
TMH - እዋናዊ መግለፂ ሰለስተ ፖለቲካ ውድባት ትግራይ 27 ጥሪ 2017 ዓ/ም
32:40
TMH - ዳያስፖራ ትግራይ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ዘካየድዎ ሰላማዊ ሰልፊ #ይኣክል [Jan 31 2025]
20:03
TMH - 30 ሽሕ ተምሃሮ ትግራይ ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ምገባ ፀባ ተምሃሮ ብዕሊ ዝተጀመረሉ መብሰሪ ስነስርዓት
09:43
TMH - ፕ/ት ጌታቸው ረዳ "ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ መልሲ ክንህብ ኢና" ንተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ መቐለ ዝኣተይዎ መፅበዓ [19 ጥሪ 2017 ዓ/ም]
26:50
TMH - ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ መቐለ ድጋፍ ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ 19 ጥሪ 2017 ዓ/ም
49:17
TMH - ስርዓት ጥዕና ትግራይ ካበይ ናበይ? ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት፣ ፀጋታትን ፈተናታትን እቲ ዘፈር እንታይ ይመስሉ? - ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ
35:12
TMH - ሰላማዊ ሰልፊ መቐለ - ውሳነ ህዝባዊ ኮንፈረንስን ኣመራርሓ ሰራዊት ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሰምዑ መልእኽትታት [18 ጥሪ 2017 ዓ/ም]
22:06
TMH - "ትግራይ ልዕሊ መራሕቲ እያ" ኣባ ጥዑም በርሀ ኣብ ስነስርዓት ሓገዝ ተሽከርከርቲ ሞተራት ንጉድኣት ተጋደልቲ
24:59
TMH - ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል "ቃልስና መእሰሪ እንገብረሉ ግዘ በፂሑ ከምዘሎ ክንርዳእ ይግባእ" ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ብሄራዊ ኮንፈረንስ ትግራይ
19:11
TMH - እዋናዊ መግለፂ ማሕበር ልምዓት ትግራይ - "ቴሌቶን ተስፋ ሕውየት" ኣይተ ተስፋይ ገ/እግዛብሄር ፈፃሚ ስራሕ ማ/ል/ት
01:01:04
THM - "መግለፂ ኣመራርሓ ሰራዊት ንህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ኣይውክልን" ውድባት ውናት፣ ባይቶናን ዓረናን ተቓውሞአን ገሊፀን
37:28
TMH - "ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ኢድ ብልፅግና ክወድቕ ተገይሩ እዩ" ኣመራርሓ ሳወት ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስ ዝኹንን ዝሃብዎ እዋናዊ መግለፂ
26:08
TMH - ናይ ምምሃር ዕድል ዘይረኸቡ በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ (ዶ/ር) ኣብ ዝተወለዱላ ጣብያ ካልኣይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ንምህናፅ እምነ ሰረት ኣንቢሮም
19:18
TMH - ኣከባብራ በዓል ቃና ዘገሊላ ምስናይ ታቦት ቅዱስ ሚካኤል - ምርኢታት ባህላዊ ፀዋታ ከተማ ማይጨው
49:11
TMH - "ውዕሊ ፕሪቶርያ ናይ ፈረምቲ ኣይኮነን ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ" ኣይተ ሃፍቱ ኪሮስ ኣብ ኣከባብራ በዓል ጥምቀት - ከተማ ማይጨው
56:23
TMH - ውድድር ፅባቐ፣ ምርኢት ባህልን ሙዚቃን ድሮ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው 10 ጥሪ 2017 ዓ/ም
07:06
TMH - ዝኽሪ 2ይ ዓመት መስዋእቲ ጅግና ተጋዳላይ ዶ/ር ሰለሙን ገብረ
23:17
TMH- ህፁፅ ፃውዒት ምጥያሽ ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ - ተግባርን ሓላፍነትን፣ተፀዋዕነት፣ ዕድመን ትካላዊ ቅርፅን እቲ ቤት ምኽሪ - መግለፂ ውድብ ሳወት
39:44
TMH - ድሙቕ ኣከባብራን ርኢቶን ተሳተፍቲ በዓል ስላሴ ጥሪ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ
08:09
TMH - ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ሓዱሽ ጨንፈር ትካል ዕቋርን ልቓሕን ኣሚጎስ ስራሕ ጀሚሩ
23:07
TMH - ባንኪ ወጋገን ግልጋሎት ሞባይል ዋሌት ወጋገን ኢ-ብር ብዕሊ ኣጀሚሩ - ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተኻየደ ስነስርዓት ምጅማር እቲ ግልጋሎት
09:24
TMH - ፃውዒት ሰላማዊ ሰልፊ "ይኣክል" ዓለምለኸ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፣ ንተኸታታሊ 3ተ መዓልታት ኣብ ሮማናት ኣደባባይ ከተማ መቐለ
51:21
TMH- "ፍትሒ ንኹሉ" መሰል ሰራሕተኛታት መንግስቲ ይከበር ውዝፍ መሃያ ይከፈል - ሓበራዊ መግለፂ 5ተ ሲቪክን ሞያን ማሕበራት ትግራይ
30:40
TMH- "ናይ ህዝቢ ፀገም ዘይርኢ መራሒና ኣይኮነን፣ መራሕትና ይዕንዝሩ ኣለው" በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ በዓል ልደት ምስ ተመዛበልቲ ወገናት እንተኽብሩ
45:36
TMH - "ዕላዊ ምስረታ ኪዳን ተጋሩ ንብሄራዊ ድሕነት" ስነ ስርዓት ምስረታ ኪዳን ውድባት ውናት፣ባይቶናን ዓረናን 27 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም
30:26
TMH - "ለባም ተዝረኽቦ፣ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዓብዪ ዕድል እዪ ነይሩ" ብ/ጀነራል ሓለፎም ኣለሙ(ቸንቶ)ኣብ ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ - መጠቓለሊ ሓሳብ
01:05:02
TMH - ተረርቲ ርኢቶን ሕቶታትን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካልኣይ ክፋል
37:51
TMH - ኣብ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካብ ተሳተፍቲ ዝተልዓሉ ርኢቶን ሕቶታትን ቀዳማይ ክፋል
57:07
TMH - "ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካበይ ናበይ? ብ/ጀነራል ሓለፎም ኣለሙ (ቸንቶ) ዘቐረብዎ መፅናዕታዊ ፅሑፍ [26 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም]
21:41
TMH- ብ 2 ቢልዮን ብር በጀት ኣብ 90 መዓልታት ዝተዛዘመ ፕሮጀክት ህንፀት መንገዲ ኣስፋልት - ደረጃ ፅሬቱ እንታይ ይመስል?
21:08
TMH- ክልከላ ሂጃብ ተምሃሮ ኣመልኪቱ ካብ ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ
59:56
TMH - "ዕደና ጠጠው ንምባል ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ እዩ፣ህዝባዊ ዓመፅ ኣየድልን" ም/ፕሬዝዳንት ሌ/ጀ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
37:28
TMH -"ህፁፅ ኣዋጅ ይተኣወጅ፣ ዓደንቲ ብሬን ብዝተዓጠቑ እዮም ዝሕለው"፣ "ብኬሚካላት ንጠፍእ ኢና ዘለና" ርኢቶታት ተሳተፍቲ ዋዕላ ዕደና ወርቂ 2ይ ክፋል
46:50
TMH -"ህዝባዊ ማዕበል ወሊዕና መሬት ረመፅ ንግበራ"፣ "ዓደንቲ ወርቂ ልዕሊ ሻዕብያ የፅንቱና'ለው" ተረርቲ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ዋዕላ ዕደና ወርቂ ሰ/ምዕራብ
32:08
TMH - "ንጠፍእ ኢና ዘለና" ሓደገኛ ኣጠቓቕማ ኬሚካላትን ሳዕቤናቱን፣ ህዝባዊ ዋዕላ ኣብ ዕደና ወርቂ ዞባ ሰሜን ምዕራብ
16:47
TMH - "ሰላማዊ ቃልሲ ብሄር ምድሓን ጀሚርናዮ ኣለና" መጠቓለሊ ሓሳብ ኣመራርሓ ሰለስቲኤን ውድባት ኣብ ዋዕላ ምድሓን ትግራይ
40:08
TMH -" ህወሓት ተምሃሪት፣ለውጢ ደላይት እያ ነይራ፤ እታ ሐዚ ዘላ ህወሓት እውን ከምኡ ክትኾን እየ ዝደሊ" ጀ/ል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
33:13
TMH - ሕቶታትን ርኢቶን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ምድሓን ትግራይ" ሳልሳይ ክፋል
54:43
TMH - ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ምድሓን ትግራይ" ካልኣይ ክፋል
01:03:51
TMH - ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ምድሓን ትግራይ ቀዳማይ ክፋል
50:19
TMH - "ሓደገኛ ኬሚካላት ዕደና ካብ ኤርትራ ይኣትዉ ኣለው" ዓምዶም ገ/ስላሴ ኣብ ዋዕላ ምድሓን ትግራይ ዘቕረቦ ውፅኢት መፅናዕቲ ህዕው ኩነታት ትግራይ
01:01:55
TMH- ቐፃሊ ኣንፈት ዘፈር ደኣንት ናበይ? መጠቓለሊ ሓሳባት "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ትግራይ" ሃገር-ለኸ ኤግዚቢሽንን ሲምፖዝየምን
44:05
TMH- ፈተናታትን ፀጋታትን ዘፈር ደኣንት እንታይ እዮም? ሕቶታትን ርኢቶን ተሳተፍቲ ሃገርለኸ ኤግዚቢሽንን ሲምፖዝየምን
42:10
TMH- "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ትግራይ" ሃገርለኸ ኤግዚቢሽንን ሲምፖዝየምን ካልኣይ ክፋል
51:08
TMH- "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ትግራይ" ሃገርለኸ ኤግዚቢሽንን ሲምፖዝየምን ቀዳማይ ክፋል
14:19
TMH - ፃውዒት ህዝባዊ ዋዕላ ብሄራውያን ውድባት ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ "ዋዕላ ምድሓን ትግራይ"
21:39
TMH - "ካብ ዕንወት ናብ ህንፀት" ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዘህንፆም ዘሎ መሰረተ ልምዓታት ኣበይ በፅሑ?